ኤርምያስ 32:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 “‘ኣነ ንምሩኻቶም ክመልሶም እየ እሞ፡+ ኣብ ምድሪ ብንያምን+ ኣብ ከባቢ የሩሳሌምን ኣብ ከተማታት ይሁዳን+ ኣብ ከተማታት ኣኽራንን ኣብ ከተማታት ቈላን+ ኣብ ከተማታት ደቡብን ግራውቲ ብገንዘብ ኪዕደግ፡ ሰነዳት ውዕል መሸጣ ኸኣ ኪምዝገብን ኪሕተምን፡ መሰኻኽር እውን ኪጽውዑ እዮም’ ይብል የሆዋ።”
44 “‘ኣነ ንምሩኻቶም ክመልሶም እየ እሞ፡+ ኣብ ምድሪ ብንያምን+ ኣብ ከባቢ የሩሳሌምን ኣብ ከተማታት ይሁዳን+ ኣብ ከተማታት ኣኽራንን ኣብ ከተማታት ቈላን+ ኣብ ከተማታት ደቡብን ግራውቲ ብገንዘብ ኪዕደግ፡ ሰነዳት ውዕል መሸጣ ኸኣ ኪምዝገብን ኪሕተምን፡ መሰኻኽር እውን ኪጽውዑ እዮም’ ይብል የሆዋ።”