-
ኤርምያስ 40:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ኵሎም እቶም ኣብ መሮር ዝነበሩ ኣሕሉቕ ሰራዊት ምስ ሰቦም ድማ፡ ንጉስ ባቢሎን ንገዳልያ ወዲ ኣሒቃም ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ኸም ዝሸሞ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ካብ ድኻታት እታ ምድሪ ናብ ባቢሎን ብምርኮ ዘይተወስዱ ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ከኣ ከም ዝሸሞ ሰምዑ።+
-