ማቴዎስ 11:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣+ ንወዲ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን፣+ ንኣቦ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን።+ ሉቃስ 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣ ወዲ መን ምዃኑ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን፣ ኣቦ መን ምዃኑ እውን ብዘይካ ወድን+ ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን።”+
27 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣+ ንወዲ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን፣+ ንኣቦ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ኣጸቢቑ ዚፈልጦ የልቦን።+
22 ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣ ወዲ መን ምዃኑ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን፣ ኣቦ መን ምዃኑ እውን ብዘይካ ወድን+ ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን።”+