ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 3:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 “ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን* ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡+ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።+

  • ዮሃንስ 6:47
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 47 ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ዚኣምን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ።+

  • ሮሜ 1:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ከመይሲ፡ ከምቲ፡ “ጻድቕ ግና ብእምነት ይነብር” ዚብል እተጻሕፈ፡+ ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ብእምነትን ንእምነትን ይግለጽ ኣሎ።+

  • እብራውያን 5:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ፍጹም ምስ ኰነ ኸኣ፡+ ንዅሎም እቶም ዚእዘዝዎ ዘበሉ ንናይ ዘለኣለም ድሕነቶም ምኽንያት ኰይኑ እዩ፣+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ