ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 17:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 ኣቦ፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣፍቂርካኒ ኢኻ እሞ፡ እዞም ንስኻ ዝሃብካኒ እውን ነቲ ዝሃብካኒ ኽብረይ ምእንቲ ኺርእዩስ፡+ ኣብቲ ዘለኽዎ ምሳይ ኪዀኑ እደሊ ኣለኹ።+

  • ሮሜ 8:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ውሉዳት ካብ ኰንናስ፡ ወረስቲ ድማ ኢና፣—ንኣምላኽ ወረስቱ፡ ንክርስቶስ ከኣ መዋርስቱ፡+—ምስኡ መከራ እንተ ጸጊብና፡+ ምስኡ እውን ክንከብር ኢና።+

  • ፊልጲ 1:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 በዘን ክልተ እዚአን እጭነቕ ኣለኹ፣ ናጻ ምዃንን ምስ ክርስቶስ ምዃንን+ ትምኒት ኣሎኒ፣ እዝስ ዝሓሸ እዩ።+

  • 1 ተሰሎንቄ 4:16, 17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ከመይሲ፡ ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጻውዒት፡ ብድምጺ ሊቀ መላእኽትን+ ብመለኸት ኣምላኽን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፣ እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ከለዎም ዝሞቱ ኸኣ፡ ቅድም ኪትንስኡ እዮም።+ 17 ድሕሪኡ፡ ንሕና ብህይወት ዝጸናሕና፡ ንጐይታ ኣብ ኣየር ክንቅበሎ፡+ ምሳታቶም ሓቢርና ብደበና ኽንምንዛዕ ኢና፣+ በዚ ኸምዚ፡ ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኽንከውን ኢና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ