ዮሃንስ 5:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ግናኸ፡ እቲ ኣቦይ ክፍጽሞ ዝሃበኒ ዕዮ፡ እዚ ኣነ እውን ዝገብሮ ዘለኹ ዕዮ፡ ኣቦይ ከም ዝለኣኸኒ ብዛዕባይ ይምስክር እዩ እሞ፡ ካብ ናይ ዮሃንስ ዚዓቢ ምስክር ኣሎኒ።+
36 ግናኸ፡ እቲ ኣቦይ ክፍጽሞ ዝሃበኒ ዕዮ፡ እዚ ኣነ እውን ዝገብሮ ዘለኹ ዕዮ፡ ኣቦይ ከም ዝለኣኸኒ ብዛዕባይ ይምስክር እዩ እሞ፡ ካብ ናይ ዮሃንስ ዚዓቢ ምስክር ኣሎኒ።+