ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 13:34
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡+ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ።+

  • ዮሃንስ 15:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ከምቲ ኣነ ትእዛዛት ኣቦ ዝሓለኹ እሞ ኣብ ፍቕሩ ጸኒዐ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም እውን ትእዛዛተይ እንተ ሓሊኹም፡ ኣብ ፍቕረይ ክትጸንዑ ኢኹም።

  • ያእቆብ 1:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 ግናኸ፡ ገበርቲ ቓል ኩኑ፣+ ርእስኹም ብናይ ሓሶት ሓሳብ እናኣታለልኩም ከኣ፡ ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ