ማቴዎስ 28:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ ምሃርዎም።+ እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት* ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።”+