ግብሪ ሃዋርያት 10:40, 41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 40 ኣምላኽ ንዕኡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣተንሲእዎ፣+ ኪገሃድ* ድማ ፈቒዱሉ፣ 41 ግናኸ፡ ንዓና ነቶም ካብ ምዉታት ድሕሪ ምትንሳኡ ምስኡ ዝበላዕናን ዝሰተናን፡ ኣምላኽ እውን ኣቐዲሙ ዝሓረየና መሰኻኽር እምበር፡ ንዅሉ ህዝብስ ኣይተጋህደን።+
40 ኣምላኽ ንዕኡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣተንሲእዎ፣+ ኪገሃድ* ድማ ፈቒዱሉ፣ 41 ግናኸ፡ ንዓና ነቶም ካብ ምዉታት ድሕሪ ምትንሳኡ ምስኡ ዝበላዕናን ዝሰተናን፡ ኣምላኽ እውን ኣቐዲሙ ዝሓረየና መሰኻኽር እምበር፡ ንዅሉ ህዝብስ ኣይተጋህደን።+