-
ሉቃስ 6:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 መዓልቲ ምስ ኰነ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡ ሃዋርያት ኢሉ ዝሰመዮም 12 ኻባታቶም ሓረየ፦+
-
-
ሉቃስ 6:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ይሁዳ ወዲ ያእቆብን እቲ ኸዳዕ ዝዀነ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።
-