ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 10:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ባዕለይ እየ ኣሕሊፈ ዝህባ እምበር፡ ካባይ ዚወስዳስ የልቦን። ኣሕሊፈ ኽህባ ስልጣን ኣሎኒ፣ መሊሰ ኽረኽባ እውን ስልጣን ኣሎኒ።+ ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ ተቐቢለያ።”

  • ዮሃንስ 12:49
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 49 ከመይሲ፡ እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ ባዕሉ ደኣ እንታይ ከም ዝብልን እንታይ ከም ዝዛረብን ሂቡኒ እምበር፡ ካብ ርእሰይ ኣይዛረብን እየ።+

  • ዮሃንስ 15:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ከምቲ ኣነ ትእዛዛት ኣቦ ዝሓለኹ እሞ ኣብ ፍቕሩ ጸኒዐ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም እውን ትእዛዛተይ እንተ ሓሊኹም፡ ኣብ ፍቕረይ ክትጸንዑ ኢኹም።

  • ፊልጲ 2:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 ከም ሰብ ኰይኑ ምስ መጸ* ድማ፡ ርእሱ ኣትሒቱ እዩ፣ ክሳዕ ሞት፡+ አረ ኣብ ጕንዲ ስቅያት* ክሳዕ ሙማት እኳ ተኣዚዙ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ