2 ጴጥሮስ 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እዚ ነገራት እዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናበዝሐ እውን እንተ ኸይዱ፡ ብዛዕባ እቲ ልክዕ ፍልጠት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘይንጡፋት ወይ ዘይፈርዩ ኽትኰኑ ኣይሓድገኩምን እዩ።+
8 እዚ ነገራት እዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናበዝሐ እውን እንተ ኸይዱ፡ ብዛዕባ እቲ ልክዕ ፍልጠት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ዘይንጡፋት ወይ ዘይፈርዩ ኽትኰኑ ኣይሓድገኩምን እዩ።+