ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 6:56
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 56 እቲ ስጋይ ዚበልዕ፡ ደመይ እውን ዚሰቲ ምሳይ ሓድነት ይህልዎ፣ ኣነ እውን ምስኡ ሓድነት ይህልወኒ።+

  • 1 ቈረንቶስ 12:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 ንስኻትኩም ድማ ሰብነት ክርስቶስ ኢኹም፣+ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ በብውልቂ ኣካላት ኢኹም።+

  • ኤፌሶን 4:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ካብኡ ድማ ኵሉ እቲ ሰብነት+ ብደገፍ መላግቦ ዘበለ ይገጣጠምን ይዋደድን እዩ። ኵሉ ኣካል ብግቡእ ምስ ዚዓዪ፡ ንርእሱ ብፍቕሪ ስለ ዚሃንጽ፡ እዚ ንዕቤት እቲ ሰብነት ኣበርክቶ ይገብር እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ