ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 10:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ፣+ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ንህይወቱ* ምእንቲ እተን ኣባጊዕ ኣሕሊፉ ይህባ።+

  • ሮሜ 5:7, 8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 ምእንቲ ጻድቕ ዚመውትሲ ዚርከብ ኣይመስልን፣ ምእንቲ ሕያዋይ ኪመውት ዚደፍር እኳ ምናልባት ኣይሰኣንን ይኸውን። 8 ግናኸ፡ ንሕና ገና ሓጥኣን ከለና፡ ክርስቶስ ምእንታና ብሙማቱ፡ ኣምላኽ ንፍቕሩ በዚ የርእየና ኣሎ።+

  • ኤፌሶን 5:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 እምበኣር፡ ከም ፍቑራት ውሉዳት፡ ንኣምላኽ ምሰልዎ፣+ 2 ከምቲ ክርስቶስ እውን ዘፍቀረና፡*+ ርእሱ ኸኣ ንኣምላኽ ከም ምዑዝ ዝሽታኡ መባእን መስዋእትን ገይሩ ምእንታና* ዘሕለፈ፡+ ብፍቕሪ ተመላለሱ።+

  • 1 ዮሃንስ 3:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ንሱ ህይወቱ* ምእንታና ኣሕሊፉ ስለ ዝሃበ፡ በዚ ንፍቕሪ ፈሊጥናያ ኣለና፣+ ንሕና እውን ምእንቲ ኣሕዋትና ህይወትና* ኣሕሊፍና ኽንህብ ግዴታ ኣሎና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ