ዮሃንስ 13:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡+ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ።+ 1 ዮሃንስ 3:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ከምቲ ንሱ ዝሃበና ትእዛዝ ጌርና ድማ፡ ብስም ወዱ የሱስ ክርስቶስ ክንኣምን፡+ ንሓድሕድና እውን ክንፋቐር፡+ ትእዛዙ እዚ እዩ።