ማቴዎስ 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም፣+ እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።+ ዮሃንስ 17:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ቃልካ ሂበዮም ኣለኹ፣ ከምቲ ኣነ ኻብ ዓለም ዘይኰንኩ፡ ንሳቶም እውን ካብ ዓለም ስለ ዘይኰኑ፡ ዓለም ጸሊኣቶም እያ።+