ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ማቴዎስ 11:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ኣቲ ቅፍርናሆም፡+ ክሳብ ሰማይዶ ልዕል ክትብሊ ኢኺ፧ ክሳብ መቓብር* እባ ኽትወርዲ ኢኺ፣+ እዚ ኣባኺ እተገብረ ግብርታት ሓይልስ ኣብ ሶዶም ተገይሩ እንተ ዚኸውን፡ ንሳ ኽሳዕ ሎሚ ምጸንሐት ነይራ።

  • ዮሃንስ 7:31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 31 ብዙሓት ካብቶም ህዝቢ ኸኣ ብእኡ ኣመኑ፣+ “ክርስቶስ ምስ ዚመጽእከ፡ ካብዚ ንሱ ዝገበሮ ዚበዝሕ ትእምርትታትዶ ኺገብር ኰይኑ፧” እውን ይብሉ ነበሩ።

  • ዮሃንስ 11:47
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 47 ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ከኣ ዋዕላ ኣኪቦም፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ብዙሕ ትእምርትታት ይገብር ኣሎ እሞ፡ እንታይ ንግበር፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ