ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 35:19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 እቶም ብኸምኡ ጸላእተይ ዝዀኑ ብኣይ ኣይተሓጐሱ፣

      እቶም ብዘይ ምኽንያት ዚጸልኡኒ+ ኣዒንቶም ብኽፍኣት ኣይጽቀጡለይ።+

  • መዝሙር 69:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 እቶም ብዘይ ምኽንያት ዚጸልኡኒ፡+

      ካብ ጸጕሪ ርእሰይ ይበዝሑ።

      እቶም ኬጥፍኡኒ ዚደልዩ፡

      እቶም ጠላማት ጸላእተይ* በዚሖም።

      ዘይሰረቕክዎ ኸረክብ ተገዲደ።

  • ሉቃስ 23:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 ሳልሳይ ሳዕ፡ “ስለምንታይ፧ እንታይ ክፉእ ገይሩ፧ ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓንቲ እኳ ኣይረኸብኩሉን፣ ስለዚ፡ ቀጺዐ ኽፈትሖ እየ” በሎም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ