ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 6:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 ምኽንያቱ፡ ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ እምበር፡ ፍቓደይ ክገብር ኣይኰንኩን+ ካብ ሰማይ ወሪደ ዘለኹ።+

  • ዮሃንስ 8:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩም ካብ ታሕቲ ኢኹም፣ ኣነ ኻብ ላዕሊ እየ።+ ንስኻትኩም ካብዛ ዓለም እዚኣ ኢኹም፣ ኣነ ኻብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰንኩን።

  • ዮሃንስ 8:42
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 42 የሱስ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ ኻብ ኣምላኽ መጺአ እየ ኣብዚ ዘለኹ እሞ፡ ኣምላኽ ኣቦኹም እንተ ዚኸውንሲ፡ ንዓይ መፍቀርኩምኒ ኔርኩም።+ ንሱ ደኣ እዩ ልኢኹኒ እምበር፡ ኣነስ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ