ዮሃንስ 5:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ቓለይ ዚሰምዕን በቲ ዝለኣኸኒ ዚኣምንን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፣+ ንሱ ኻብ ሞት ናብ ህይወት ተሳጊሩ ኣሎ እምበር፡ ናብ ፍርዲ ኣይበጽሕን እዩ።+
24 ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ቓለይ ዚሰምዕን በቲ ዝለኣኸኒ ዚኣምንን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፣+ ንሱ ኻብ ሞት ናብ ህይወት ተሳጊሩ ኣሎ እምበር፡ ናብ ፍርዲ ኣይበጽሕን እዩ።+