ማቴዎስ 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣነስ ስለ ንስሓኹም ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣+ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና፡ ካባይ ይብርትዕ እዩ፣ ኣነስ ኣሳእኑ ኸውጽእ እኳ ኣይበቅዕን እየ።+ ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን+ ብሓውን+ ኬጥምቐኩም እዩ።
11 ኣነስ ስለ ንስሓኹም ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣+ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና፡ ካባይ ይብርትዕ እዩ፣ ኣነስ ኣሳእኑ ኸውጽእ እኳ ኣይበቅዕን እየ።+ ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን+ ብሓውን+ ኬጥምቐኩም እዩ።