ሉቃስ 24:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ካብ ሙሴን ካብ ኵሎም ነብያትን ጀሚሩ ኸኣ፡+ እቲ ብዛዕባኡ ኣብ ኵሉ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘሎ ተርጐመሎም። ግብሪ ሃዋርያት 10:43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 ብእኡ ዚኣምን ኵሉ፡ ብስሙ ሕድገት ሓጢኣት ምእንቲ ኺረክብ፡+ ኵሎም ነብያት ይምስክሩሉ እዮም።”+