ግብሪ ሃዋርያት 7:55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ናብ ሰማይ ጠመተ፣ ክብሪ ኣምላኽን የሱስ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉን ድማ ረኣየ፣+