ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 1:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ግና፡ ብስሙ ስለ ዚኣምኑ፡+ ውሉዳት ኣምላኽ ኪዀኑ ስልጣን ሃቦም።+

  • ዮሃንስ 14:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 የሱስ ከኣ፡ “መገድን+ ሓቅን+ ህይወትን ኣነ እየ።+ ብዘይካ ብኣይ፡ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።+

  • 1 ጢሞቴዎስ 2:5, 6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ኣምላኽሲ ሓደ እዩ፣+ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰባትን ከኣ፡+ ሓደ መንጎኛ እዩ ዘሎ፣+ ንሱ ድማ እቲ ሰብ ዝዀነ ክርስቶስ የሱስ እዩ።+ 6 ኣብ ክንዲ ዅሉ* እውን ገዛእ ርእሱ ተመዓራራዪ በጃ ገይሩ ሂቡ እዩ፣+ ብዛዕባ እዚ ኸኣ እዩ ብግዜኡ ዚምስከር።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ