ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 20:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ከመይሲ፡ የሆዋ ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ሰማያትን ምድርን ባሕርን ኣባታቶም ዘሎ ዅሉን ገይሩ እዩ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኸኣ ኪዓርፍ ጀሚሩ እዩ።+ ስለዚ እዩ የሆዋ ንመዓልቲ ሰንበት ዝባረኻን ዝቐደሳን።

  • ነህምያ 9:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 “ንስኻ በይንኻ የሆዋ ኢኻ፣+ ንስኻ ንሰማያት፡ እወ፡ ንሰማየ ሰማያትን ንዅሉ ሰራዊቱን ንምድርን ኣብ ልዕሊኣ ንዘሎ ዅሉን ንባሕርታትን ኣብኡ ንዘሎ ዅሉን ገበርካዮ። ንስኻ ንዅሎም ብህይወት ተንብሮም፣ ሰራዊት ሰማያት ከኣ ይሰግዱልካ ኣለዉ።

  • መዝሙር 146:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 ንሱስ ሰማይን ምድርን፡

      ባሕርን ኣብኡ ዘሎ ዅሉን ዝገበረ፡+

      ወትሩ እሙን ዝዀነ፡+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ