መዝሙር 2:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ስለምንታይ ኣህዛብ ተናዊጾም፡ህዝብታትሲ ኸንቱ ኣዕዘምዚሞም፧*+ 2 ንየሆዋን ንቕቡኡን* ኪጻረሩስ፡+ነገስታት ምድሪ ቘይሞም፡ሰበ ስልጣን ከኣ ብሓደ ተኣኪቦም።*+
2 ስለምንታይ ኣህዛብ ተናዊጾም፡ህዝብታትሲ ኸንቱ ኣዕዘምዚሞም፧*+ 2 ንየሆዋን ንቕቡኡን* ኪጻረሩስ፡+ነገስታት ምድሪ ቘይሞም፡ሰበ ስልጣን ከኣ ብሓደ ተኣኪቦም።*+