ግብሪ ሃዋርያት 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ብሃንደበት ከኣ ከም ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ዚመስል ደሃይ ካብ ሰማይ መጸ፣ ንብዘላ እታ ተቐሚጦምላ ዝነበሩ ቤት እውን መልኣ።+ ግብሪ ሃዋርያት 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ+ እሞ፡ ከምቲ እቲ መንፈስ ኪዛረቡ ዘኽኣሎም እውን ብኻልእ ቋንቋታት* ኪዛረቡ ጀመሩ።+