ግብሪ ሃዋርያት 5:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ሰጲራ መሬቱ ሸጠ። 2 ሰበይቱ እናፈለጠት ከኣ፡ ካብቲ ዋጋ መቒሉ ብሕቡእ ኣትረፈ፣ ነቲ ሓደ ምቃል ድማ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።+
5 ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ሰጲራ መሬቱ ሸጠ። 2 ሰበይቱ እናፈለጠት ከኣ፡ ካብቲ ዋጋ መቒሉ ብሕቡእ ኣትረፈ፣ ነቲ ሓደ ምቃል ድማ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።+