ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 5:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ኣብ ርእሲ እዚ፡ ብጐይታ ዚኣምኑ ብዙሓት ሰብኡትን ኣንስትን ይውሰኽዎም ነበሩ።+

  • ግብሪ ሃዋርያት 11:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ኢድ የሆዋ* ኸኣ ምሳታቶም ነበረት፣ ብዙሕ ዝቝጽሮም ድማ ኣሚኖም ናብ ጐይታ ተመልሱ።+

  • 1 ቈረንቶስ 3:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 ስለዚ፡ እቲ ዜብቍል ኣምላኽ ደኣ እምበር፡+ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዓብሶ የብሉን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ