-
ግብሪ ሃዋርያት 3:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 ካብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትሒዙ ሓንካስ ዝነበረ ሰብኣይ ነበረ፣ ካብቶም ናብ ቤተ መቕደስ ዚኣትዉ ምጽዋት ምእንቲ ኺልምን ድማ፡ ተሰኪሞም ኣምጺኦም፡ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ጥቓ እታ ጽብቕቲ እትብሃል ኣፍ ደገ ቤተ መቕደስ የቐምጥዎ ነበሩ።
-