ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 16:2, 3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ካብ ምኵራቦም ኬውጽኡኹም እዮም።+ አረ ዚቐትለኩም ዘበለስ+ ንኣምላኽ ቅዱስ ኣገልግሎት የቕርበሉ ኸም ዘሎ ዚመስሎ ሰዓት ክትመጽእ እያ። 3 ንኣቦን ንዓይን ስለ ዘይፈለጡና፡ እዚ ኺገብሩ እዮም።+

  • 1 ጢሞቴዎስ 1:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ቀደም ተጻራፍን ሰጓጕን ነቓጽን ዝነበርኩ ኽነሰይ፡+ ብዘይ ፍልጠትን ብዘይ እምነትን ስለ ዝገበርክዎ፡ ተማሒረ እየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ