1 ጢሞቴዎስ 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብዛዕባ እዚ ኣጸቢቕካ ሕሰብ፣* ዕቤትካ ንዅሉ ርኡይ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ነዚ ነገር እዚ ዅለንትናኻ ወፊ።