ፊልጲ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጸሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡+ ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ፣+ 1 ተሰሎንቄ 5:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ከየቋረጽኩም ጸልዩ።+