ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ምሳሌ 28:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 ንድኻ ዚህብ፡ ገለ እኳ ኣይጐድሎን፣+

      ኣዒንቱ ዚዕምት ግና፡ ብዙሕ ይርገም።

  • ሚልክያስ 3:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ኣብ ቤተይ ምግቢ ኺህሉስ፡+ ብዘሎ ዕሽር ናብቲ ማዕከን ኣምጽኡ፣+ መሳዅቲ ሰማያት እንተ ዘይከፊተልኩም፡+ ሓንቲ እኳ ኽሳዕ ዘይጐድለኩም ድማ በረኸት እንተ ዘየፍሲሰልኩም* ክትርእዩስ፡ በዚ ግዳ ፈትኑኒ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።

  • ፊልጲ 4:18, 19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ግናኸ፡ ዜድልየኒ ዘበለ ዅሉ ኣሎኒ፡ ምስ ትርፉ እውን ኣሎኒ። እቲ ዝለኣኽኩምለይ ምዑዝ ሽታ፡+ ንኣምላኽ ዜሐጕስ ቅቡል መስዋእቲ፡ ካብ ኤጳፍሮዲጦስ+ ብምቕባለይ፡ ዚጐድለኒ የብለይን። 19 ኣምላኸይ ከኣ ከም መጠን እቲ ኽቡር ሃብቱ ብክርስቶስ የሱስ ገይሩ ዜድልየኩም ዘበለ ዅሉ ኺምልኣልኩም እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ