ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ማቴዎስ 5:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ከምኡ ኸኣ፡ ነቲ ሰናይ ግብርኹም ርእዮም፡+ ኣብ ሰማያት ንዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ኼሞግስዎ፡+ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ።+

  • እብራውያን 13:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ሰናይ ምግባርን ዘሎኩም ምምቓልን ኣይትረስዑ፣+ ከመይሲ፡ ኣምላኽ በዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ መስዋእትታት ባህ ይብሎ እዩ።+

  • ያእቆብ 1:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣቦን ንጹህን ዘይረኸሰን ኣምልኾ* እዚ እዩ፦ ንዘኽታማትን+ ንመበለታትን+ ኣብ ጸበባኦም ምክንኻን፡+ ርእስኻ ድማ ካብ ርስሓት ዓለም ምሕላው።+

  • 1 ዮሃንስ 3:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ግናኸ፡ ጥሪት እዛ ዓለም ዘለዎ ዘበለ እሞ ሓዉ ተሸጊሩ ኸሎ እናረኣየስ ዘይርሕርሓሉ፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ከመይ ኢላ ኣብኡ ትነብር፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ