2 ቈረንቶስ 1:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንሱ ኻብ ክንድዚ ዚኣክል ሓደጋ ሞት ኣናጊፉና፡ ኬናግፈና ድማ እዩ፣ ገና እውን ከም ዜናግፈና፡ ኣብኡ ተስፋ ኣሎና።+