ግብሪ ሃዋርያት 16:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብ ደርቤን ኣብ ልስጥራን+ ድማ በጽሐ። ጢሞቴዎስ+ ዝስሙ ወደ መዝሙር ከኣ፡ ወዲ ሓንቲ ኣማኒት ኣይሁዳዊት ሰበይቲ ነበረ፣ ኣቦኡ ግና ግሪኻዊ ነበረ። 2 ንሱ ድማ በቶም ኣብ ልስጥራን ኣብ ኢቆንዩምን ዝነበሩ ኣሕዋት ጽቡቕ እተመስከረሉ ነበረ።
16 ኣብ ደርቤን ኣብ ልስጥራን+ ድማ በጽሐ። ጢሞቴዎስ+ ዝስሙ ወደ መዝሙር ከኣ፡ ወዲ ሓንቲ ኣማኒት ኣይሁዳዊት ሰበይቲ ነበረ፣ ኣቦኡ ግና ግሪኻዊ ነበረ። 2 ንሱ ድማ በቶም ኣብ ልስጥራን ኣብ ኢቆንዩምን ዝነበሩ ኣሕዋት ጽቡቕ እተመስከረሉ ነበረ።