ዮሃንስ 14:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 እቲ ኣቦይ ብስመይ ዚሰድዶ ሓጋዚ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ ንሱ ዅሉ ኺምህረኩም፡ ዝነገርኩኹም ዘበለ እውን ኬዘክረኩም እዩ።+ 2 ጴጥሮስ 1:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ትንቢትሲ ሰባት ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም* ካብ ኣምላኽ እተዛረብዎ እዩ እምበር፡+ ከቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይመጸን።+