ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 7:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 መግለጺ ምስጋና ኪኸውን እንተ ኣቕሪብዎ፡+ ምስቲ መስዋእቲ ምስጋና፡ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዘይበዅዐ ዓንኬላዊ ቕጫታትን ዘይቲ እተለኽየ ዘይበዅዐ ረቀቕቲ ቕጫታትን ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዐን እተለውሰን ዓንኬላዊ ቕጫታትን የቕርብ።

  • መዝሙር 50:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ንኣምላኽ ምስጋና ሰውኣሉ፣+

      መብጽዓኻ ድማ ነቲ ልዑል ሃቦ።+

  • መዝሙር 50:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 እቲ ምስጋና ዚስውእ የኽብረኒ፣+

      ነቲ ውሱን መገዲ ዚስዕብ ከኣ፡

      ድሕነት ኣምላኽ ከርእዮ እየ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ