ዮሃንስ 1:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቲ ቓል ስጋ ዀነ፡+ ኣብ መንጎና እውን ነበረ፣ ክብሩ ድማ ከምቲ ንኣቦኡ ሓደ ዝዀነ ወዲ ዚረኽቦ ኽብሪ ረኣና፣+ ጸጋን ሓቅን መሊእዎ ነበረ።