1 ቈረንቶስ 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ክርስቶስ እቲ ገንሸል* ፋስጋና+ ተሰዊኡ እዩ እሞ፡+ ከምቲ ሕጂ ዘለኹምዎ፡ ዘይበዅዐ ሓድሽ ብሑቝ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ነቲ ኣረጊት ማይ ብሑቝ ኣወግድዎ።