ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 4:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 እምበኣር፡ ምሕረት ምእንቲ ኽንቅበልን ብግዜኡ ዚረድኣና ጸጋ ምእንቲ ኽንረክብን፡ በቲ ንምዝራብ ዘሎና ትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ።+

  • 1 ዮሃንስ 2:28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 ሕጂ ድማ፡ ደቀየ፡ ንሱ ኺግሃድ ከሎ፡ ንምዝራብ ትብዓት ምእንቲ ኽንረክብ፡+ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ከኣ ብሕፍረት ካብኡ ኸይንርሕቕሲ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ