1 ዮሃንስ 4:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ ኸቶ የልቦን።+ ንሓድሕድና ንፋቐር እንተ ዄንና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩ እውን ኣባና ፍጽምቲ ትኸውን።+