ዘጸኣት 15:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ መዝሙር 111:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ግብርታት የሆዋ ዓብዪ እዩ፣+ד [ዳሌጥ] እቶም ብእኡ ባህ ዚብሎም የጽንዕዎ።+ መዝሙር 139:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 መስተንክርን ድንቅን ኰይነ ተፈጢረ እየ እሞ ኽውድሰካ እየ።+ ግብርታትካ ድንቂ እዩ፣+ነዚ ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ።*
11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+