ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ከም ሃዋርያ መጠን ዝሓደጎ ኣብነት (1-27)

        • “ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር” (9)

        • “እንተ ዘየበሲረ ግና፡ ወይለይ!” (16)

        • ንዅሎም ሰባት ኵሉ ምዃን (19-23)

        • ርእሰ ግትኣት ኣብ ቅድድም ህይወት (24-27)

1 ቈረንቶስ 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:3-5፣ 1ቈረ 15:7, 8

1 ቈረንቶስ 9:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስልጣን።”

1 ቈረንቶስ 9:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ጴጥሮስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

  • *

    ወይ፡ “ሓብትና ዝዀነት ሰበይቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 13:55፣ ገላ 1:19
  • +ዮሃ 1:42
  • +ማቴ 19:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዅሎም ዚኸውን መጽሓፍ፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/1996፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:2

1 ቈረንቶስ 9:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 20:6፣ ምሳ 27:18

1 ቈረንቶስ 9:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 25:4፣ 1ጢሞ 5:18

1 ቈረንቶስ 9:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:26, 27፣ ገላ 6:6፣ ፊል 4:15-17

1 ቈረንቶስ 9:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስልጣን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:3፣ 11:7
  • +ግብ 18:3፣ 20:34፣ 2ተሰ 3:7, 8

1 ቈረንቶስ 9:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:14, 16፣ ዘሁ 18:30, 31፣ ዘዳ 18:1

1 ቈረንቶስ 9:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:9, 10፣ ሉቃ 10:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 21

1 ቈረንቶስ 9:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:3፣ 20:34፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 2ተሰ 3:8
  • +2ቈረ 11:8-10

1 ቈረንቶስ 9:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 17-18

1 ቈረንቶስ 9:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 2:7፣ ኤፌ 3:1, 2፣ ቈሎ 1:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2024፡ ገጽ 11-12

1 ቈረንቶስ 9:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መሰል።”

1 ቈረንቶስ 9:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:3፣ 18:18
  • +ግብ 21:24, 26

1 ቈረንቶስ 9:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 13:34፣ ገላ 6:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1996፡ ገጽ 14-19

1 ቈረንቶስ 9:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:1፣ 15:1፣ 2ቈረ 11:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2005፡ ገጽ 27-31

1 ቈረንቶስ 9:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:26፣ 1ተሰ 2:8

1 ቈረንቶስ 9:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:22፣ ፊል 3:14፣ 2ጢሞ 4:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 149

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2011፡ ገጽ 16፡ 24

    1/5/2004፡ ገጽ 27

    1/10/1999፡ ገጽ 18

1 ቈረንቶስ 9:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 2:5
  • +ያእ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 149

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2004፡ ገጽ 27

    15/10/2003፡ ገጽ 18-21

    1/10/2002፡ ገጽ 30

    1/1/2001፡ ገጽ 30-31

    1/10/1999፡ ገጽ 18፡ 20-21

1 ቈረንቶስ 9:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 2:2፣ ፊል 2:16፣ እብ 12:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    9/2016፡ ገጽ 9

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    1/2012፡ ገጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2002፡ ገጽ 31

1 ቈረንቶስ 9:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቐጽዖን፣ ብጽኑዕ እግስጾን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:13፣ ቈሎ 3:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2023፡ ገጽ 29

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2013፡ ገጽ 14

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 223

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 9:1ግብ 9:3-5፣ 1ቈረ 15:7, 8
1 ቈረ. 9:5ማቴ 13:55፣ ገላ 1:19
1 ቈረ. 9:5ዮሃ 1:42
1 ቈረ. 9:5ማቴ 19:11
1 ቈረ. 9:6ግብ 13:2
1 ቈረ. 9:7ዘዳ 20:6፣ ምሳ 27:18
1 ቈረ. 9:9ዘዳ 25:4፣ 1ጢሞ 5:18
1 ቈረ. 9:11ሮሜ 15:26, 27፣ ገላ 6:6፣ ፊል 4:15-17
1 ቈረ. 9:122ቈረ 6:3፣ 11:7
1 ቈረ. 9:12ግብ 18:3፣ 20:34፣ 2ተሰ 3:7, 8
1 ቈረ. 9:13ዘሌ 6:14, 16፣ ዘሁ 18:30, 31፣ ዘዳ 18:1
1 ቈረ. 9:14ማቴ 10:9, 10፣ ሉቃ 10:7, 8
1 ቈረ. 9:15ግብ 18:3፣ 20:34፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 2ተሰ 3:8
1 ቈረ. 9:152ቈረ 11:8-10
1 ቈረ. 9:16ህዝ 3:18
1 ቈረ. 9:17ገላ 2:7፣ ኤፌ 3:1, 2፣ ቈሎ 1:25
1 ቈረ. 9:20ግብ 16:3፣ 18:18
1 ቈረ. 9:20ግብ 21:24, 26
1 ቈረ. 9:21ዮሃ 13:34፣ ገላ 6:2
1 ቈረ. 9:22ሮሜ 14:1፣ 15:1፣ 2ቈረ 11:29
1 ቈረ. 9:23ግብ 19:26፣ 1ተሰ 2:8
1 ቈረ. 9:24ማቴ 10:22፣ ፊል 3:14፣ 2ጢሞ 4:7, 8
1 ቈረ. 9:252ጢሞ 2:5
1 ቈረ. 9:25ያእ 1:12
1 ቈረ. 9:26ገላ 2:2፣ ፊል 2:16፣ እብ 12:1
1 ቈረ. 9:27ሮሜ 8:13፣ ቈሎ 3:5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 9:1-27

1 ቈረንቶስ

9 ሓራ ደይኰንኩን፧ ሃዋርያ ደይኰንኩን፧ ንጐይታና የሱስ ክርስቶስከ ኣይረኣኽዎን ድየ፧+ ንስኻትኩምከ ብጐይታ ዕዮይ ደይኰንኩምን፧ 2 ብጐይታ ሃዋርያነተይ ዜረጋግጽ ማሕተም ንስኻትኩም ኢኹም እሞ፡ ንኻልኦት ሃዋርያ እኳ እንተ ዘይኰንኩ፡ ንዓኻትኩምሲ ሃዋርያኹም እየ።

3 ነቶም ዚምርምሩኒ መጐተይ እዚ እዩ፦ 4 ክንበልዕን ክንሰትንዶ መሰል* የብልናን ኢና፧ 5 ከምቶም ካልኦት ሃዋርያትን ኣሕዋት ጐይታናን+ ኬፋን*+ ዚገብርዎ፡ ኣማኒት ሰበይቲ* ኣእቲና ምሳና ኸነዝውርዶ መሰል የብልናን ኢና፧+ 6 ወይስ ኣነን በርናባስን+ ጥራይ ዲና ንመነባብሮና ዚኸውን ዕዮ ኽንሓድግ መሰል ዘይብልና፧ 7 እንታዋይ ወተሃደር እዩ ብገዛእ ገንዘቡ እናተመገበ ዜገልግል፧ ወይኒ ተኺሉ ፍሪኡ ዘይበልዕከ መን እዩ፧+ ወይስ መጓሰ እናጓሰየ፡ ካብ ጸባ እተን መጓሰ ዘይሰቲ መን እዩ፧

8 እዚ ኸም ኣተሓሳስባ ሰብ ድየ ዝዛረብ ዘለኹ፧ ወይስ ሕጊ እውንዶ ኸምኡ ኣይብልን እዩ፧ 9 ከመይሲ፡ ኣብ ሕጊ ሙሴ፡ “ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።+ ኣምላኽ ብዛዕባ ኣብዑር ድዩ ሓልዩ፧ 10 ወይስ ብሱሩ ምእንታና ደይኰነን ዚብል ዘሎ፧ እቲ ዚሓርስን እቲ ዜኽይድን ገግዲኦም ከም ዚረኽቡ ተስፋ ገይሮም ኪዓይዩ ስለ ዘለዎም፡ ምእንታና እዩ ተጻሒፉ።

11 ኣባኻትኩም መንፈሳዊ ነገራት ካብ ዘራእና፡ ስጋዊ ደገፍ ካባኻትኩም እንተ ዓጸድናዶ ይበዝሓና እዩ፧+ 12 ካልኦት ብኣኻትኩም ኪድገፉ መሰል* እንተ ኣልይዎም፡ ንሕናዶ ግዳ ዝያዳ የብልናን፧ ግናኸ፡ ነቲ ብስራት ክርስቶስ ምእንቲ ኸይንዓግት፡ ኵሉ ንጻወር ኣለና እምበር፡+ ነዚ መሰል እዚ ኣይተጠቐምናሉን።+ 13 እቶም ቅዱስ ዕዮ ዚዓይዩ ኻብቲ ናይ ቤተ መቕደስ ከም ዚምገቡ፡ እቶም ኣብ መሰውኢ ብስሩዕ ዜገልግሉ እውን ካብቲ መሰውኢ ኸም ዚካፈሉዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ 14 ከምኡ ድማ ጐይታ፡ እቶም ብስራት ዚሰብኩ በቲ ብስራት ኪናበሩ ኣዚዙ እዩ።+

15 ኣነ ግና ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ መሰናድዎ ሓንቲ እኳ ኣይተጠቐምኩን።+ ከምኡ ምእንቲ ኺግበረለይ ኢለ እውን ኣይኰንኩን እዚ ዝጸሓፍኩ፣ ሓደ እኳ ነቲ መመክሕየይ ከንቱ ኻብ ዚገብሮስ፡ ሙማት ይሕሸኒ!+ 16 ኣነ አበስር እንተ ኣለኹ፡ ግዲ ዀይኑኒ እዩ እሞ፡ ዝምክሓሉ የብለይን። እንተ ዘየበሲረ ግና፡ ወይለይ!+ 17 እዚ ፈትየ እንተ ገይረዮ፡ ዓስቢ ኣሎኒ፣ ግናኸ፡ ዋላ እኳ ኸይፈቶኹ እንተ ገይረዮ፡ እዚ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት እዚ ብሕድሪ ተዋሂቡኒ እዩ።+ 18 ዓስበይ ደኣ እንታይ እዩ፧ ከበስር ከለኹ፡ ነቲ ኣብቲ ብስራት ዘሎኒ ስልጣን* ከይብለጸሉ፡ ነቲ ብስራት ብናጻ ምስባኸይ እዩ።

19 ካብ ኵሉ ሰብ ሓራ ኽነሰይሲ፡ ንመብዛሕትኦም ምእንቲ ኽረብሕ፡ ንርእሰይ ባርያ ዅሎም ገይረያ ኣለኹ። 20 ንኣይሁድ ምእንቲ ኽረብሕ፡ ምስ ኣይሁድ ከም ኣይሁዳዊ ዀይነ፣+ ትሕቲ ሕጊ ንዘለዉ ምእንቲ ኽረብሕ ከኣ፡ ምስቶም ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ፡ ባዕለይ እኳ ትሕቲ ሕጊ ዘይኰንኩ ኽነሰይ፡ ከምቲ ትሕቲ ሕጊ ዘሎ ዀይነ።+ 21 ሕጊ ንዘይብሎም ምእንቲ ኽረብሕ፡ ምስቶም ሕጊ ዘይብሎም፡ ብክርስቶስ ትሕቲ ሕጊ እምበር፡+ ብኣምላኽ ብዘይ ሕጊ ዘይኰንኩ ኽነሰይ፡ ከምቶም ሕጊ ዘይብሎም ኰይነ። 22 ንድኹማት ምእንቲ ኽረብሕ፡ ምስቶም ድኹማት ድኹም ኰይነ።+ ብዅሉ መገዲ ንገሊኦም ምእንቲ ኸድሕን፡ ንዅሎም ዓይነት ሰባት ኵሉ ዀይነ። 23 እዚ ዅሉ ግና ምእንቲ እቲ ብስራት፡ ማለት ንኻልኦት ምእንቲ ኸካፍሎ ኢለ እየ ዝገብሮ።+

24 ኣብ ቅድድም፡ ኵሎም ጐየይቲ ኸም ዚጐይዩ፡ ነታ ሽልማት ግና ሓደ ጥራይ ከም ዚወስዳዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ንስኻትኩም እውን ምእንቲ ኽትዕወቱ፡ ከምኡ ጕየዩ።+ 25 ዚወዳደር ዘበለ ዅሉ ድማ ብዅሉ ነገር ርእሱ ይገትእ እዩ። ንሳቶምሲ ሓላፊ ኣኽሊል ምእንቲ ኪቕበሉ እዮም ከምኡ ዚገብሩ፣+ ንሕና ግና ዘይሓልፍ።+ 26 ስለዚ፡ ብዘይ ዕላማ ኣይኰንኩን ዝጐዪ ዘለኹ፣+ ንንፋስ ከም ዝወቅዕ ከኣ ኣይኰንኩን ዘጕስጥ ዘለኹ፣ 27 ንኻልኦት ምስ ሰበኽኩ፡ ኣነ ባዕለይ ዘይብቑዕ ምእንቲ ኸይከውን፡ ንሰብነተይ አጕስጦን* አግዝኦን ኣለኹ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ