ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ጴጥሮስ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ንመጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ (1-4)

      • ትሑታትን ንቑሓትን ኩኑ (5-11)

        • ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብ ኣምላኽ ደርብይዎ (7)

        • ድያብሎስ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ (8)

      • መደምደምታ (12-14)

1 ጴጥሮስ 5:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እምዕዶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 20

1 ጴጥሮስ 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተጠንቂቕኩም እናሓሎኹም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:11፣ ዮሃ 21:16፣ ግብ 20:28
  • +ዮሃ 10:11
  • +1ጢሞ 3:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 30-31

    1/2023፡ ገጽ 29

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2019፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 20-23

    15/6/2007፡ ገጽ 19-20

    1/6/2006፡ ገጽ 5-6

    1/4/2006፡ ገጽ 20

    1/7/2000፡ ገጽ 28-29

    15/7/1997፡ ገጽ 13

    1/10/1994፡ ገጽ 13-18

1 ጴጥሮስ 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:17
  • +2ቈረ 1:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2019፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2014፡ ገጽ 5

    15/11/2013፡ ገጽ 27-29

    15/6/2011፡ ገጽ 23-24

    15/6/2007፡ ገጽ 19-20

    1/5/2006፡ ገጽ 17-21

    1/4/2006፡ ገጽ 20

    ኤርምያስ፡ ገጽ 129-131

1 ጴጥሮስ 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:20
  • +1ቈረ 9:25፣ 2ጢሞ 4:8፣ 1ጴጥ 1:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 24

1 ጴጥሮስ 5:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሽማግለታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:21፣ ያእ 3:17
  • +ምሳ 3:34፣ ኢሳ 57:15፣ ያእ 4:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 33-34

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1999፡ ገጽ 11፡ 15-16

    1/3/1999፡ ገጽ 31

    15/9/1996፡ ገጽ 23

1 ጴጥሮስ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 23:12፣ ሉቃ 14:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2008፡ ገጽ 13

    15/1/2007፡ ገጽ 19

    1/11/1994፡ ገጽ 29-31

1 ጴጥሮስ 5:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓልዮትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 55:22
  • +ማቴ 6:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 157-158፡ 189

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 6

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 21

    15/3/2008፡ ገጽ 12-13

    15/1/2007፡ ገጽ 18-19

    1/11/1994፡ ገጽ 28-32

1 ጴጥሮስ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:6
  • +ሉቃ 22:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 171

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 213-215፡ 227

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 9-13

    15/8/2012፡ ገጽ 17-18

    15/2/2012፡ ገጽ 4

    15/1/2007፡ ገጽ 19-20

    15/9/2004፡ ገጽ 12-13

    15/3/1996፡ ገጽ 24-25

    1/12/1995፡ ገጽ 9

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 183-185፡ 197

    ንቕሑ!፡

    8/7/1999፡ ገጽ 10-12

1 ጴጥሮስ 5:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ሕውነትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:22፣ 2ጢሞ 3:12
  • +ኤፌ 6:11፣ ያእ 4:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 14-18

1 ጴጥሮስ 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 4:17፣ 1ተሰ 2:12
  • +2ተሰ 2:16, 17
  • +ኤፌ 6:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 31

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 60

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2012፡ ገጽ 30

    1/10/2002፡ ገጽ 28-30

    1/1/1995፡ ገጽ 23-24

1 ጴጥሮስ 5:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሲላስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1999፡ ገጽ 28-29

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 21

1 ጴጥሮስ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 12:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 118

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 8

    ገጽ 6፡ 19-20

1 ጴጥሮስ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2019፡ ገጽ 6

ሓፈሻዊ

1 ጴጥ. 5:1ሮሜ 8:18
1 ጴጥ. 5:2ኢሳ 40:11፣ ዮሃ 21:16፣ ግብ 20:28
1 ጴጥ. 5:2ዮሃ 10:11
1 ጴጥ. 5:21ጢሞ 3:2, 3
1 ጴጥ. 5:3ፊል 3:17
1 ጴጥ. 5:32ቈረ 1:24
1 ጴጥ. 5:4እብ 13:20
1 ጴጥ. 5:41ቈረ 9:25፣ 2ጢሞ 4:8፣ 1ጴጥ 1:3, 4
1 ጴጥ. 5:5ኤፌ 5:21፣ ያእ 3:17
1 ጴጥ. 5:5ምሳ 3:34፣ ኢሳ 57:15፣ ያእ 4:6
1 ጴጥ. 5:6ማቴ 23:12፣ ሉቃ 14:11
1 ጴጥ. 5:7መዝ 55:22
1 ጴጥ. 5:7ማቴ 6:25
1 ጴጥ. 5:81ተሰ 5:6
1 ጴጥ. 5:8ሉቃ 22:31
1 ጴጥ. 5:9ግብ 14:22፣ 2ጢሞ 3:12
1 ጴጥ. 5:9ኤፌ 6:11፣ ያእ 4:7
1 ጴጥ. 5:102ቈረ 4:17፣ 1ተሰ 2:12
1 ጴጥ. 5:102ተሰ 2:16, 17
1 ጴጥ. 5:10ኤፌ 6:10
1 ጴጥ. 5:12ግብ 15:27
1 ጴጥ. 5:13ግብ 12:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ጴጥሮስ 5:1-14

1 ጴጥሮስ

5 እምበኣር፡ ነቶም ኣብ መንጎኹም ዘለዉ ሽማግለታት፡ ኣነ መሸማግልቶምን ምስክር መከራ ክርስቶስን ተኻፋሊ እቲ ዚግለጽ ክብርን ዝዀንኩ፡+ እዚ እምሕጸኖም* ኣለኹ፦ 2 ነቲ ኣብ ትሕቲ ሓልዮትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ሓለውቲ ዄንኩም እናኣገልገልኩም* ጓስይዎ፣+ ግናኸ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብፍታው እምበር፡ ብግዲ ኣይኹን፣+ ብሃንቀውታ እምበር፡ ንዘይግቡእ ረብሓ እውን ኣይኹን፣+ 3 ነቲ መጓሰ ኣርኣያ እናዀንኩምዎ እምበር፡+ ኣብቶም ርስቲ ኣምላኽ ዝዀኑ እትጕይተቱ ኣይትኹኑ።+ 4 እቲ ሓለቓ ጓሶት+ ምስ ተጋህደ ድማ፡ ዘይጽምሉ ኣኽሊል ክብሪ ኽትቅበሉ ኢኹም።+

5 ከምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም* ተገዝእዎም።+ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።+

6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+ 8 ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ!+ ድያብሎስ እቲ መጻርርትኹም ዚውሕጦ ደልዩ፡ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ ዀይኑ ይዘውር ኣሎ።+ 9 እዚ መከራ እዚ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት* ከም ዚበጽሖም ፈሊጥኩም፡+ ብእምነት ጸኒዕኩም ተቓወምዎ።+ 10 ቍሩብ ግዜ መከራ ምስ ጸገብኩም ግና፡ እቲ ምስ ክርስቶስ ብዘሎኩም ሓድነት ናብ ናይ ዘለኣለም ክብሩ ዝጸውዓኩም+ ኣምላኽ ኵሉ ጸጋ፡ ንስልጠናኹም ኪፍጽሞ እዩ። ኬጽንዓኩምን+ ኬበርትዓኩምን+ ኪስርተኩምን እዩ። 11 ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ሓይሊ ይኹኖ። ኣሜን።

12 ከተባብዓኩምን እዚ ናይ ሓቂ ጸጋ ኣምላኽ ምዃኑ ኣጸቢቐ ኽምስክረልኩምን ኢለ፡ በቲ ኸም እሙን ሓው ገይረ ዝርእዮ ስልዋኖስ፡*+ ኣሕጽር ኣቢለ ጽሒፈልኩም ኣለኹ። ኣብዚ ጸጋ እዚ ጽንዑ። 13 እታ ኣብ ባቢሎን ዘላ መተሓርይትኹምን ወደይ ማርቆስን+ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ። 14 ብናይ ፍቕሪ ምስዕዓም ንሓድሕድኩም ሰላም ተባሃሃሉ።

ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘሎኩም ኵላትኩም ሰላም ይሃሉኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ