ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ትንሳኤ ክርስቶስ (1-11)

      • ትንሳኤ መሰረት እምነት (12-19)

      • ትንሳኤ የሱስ ውሕስነት ይኸውን (20-34)

      • ስጋዊ ኣካል፡ መንፈሳዊ ኣካል (35-49)

      • ዘይሙማትን ዘይምሕላፍን (50-57)

      • ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃሉኹም (58)

1 ቈረንቶስ 15:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:1, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 15:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 15:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:15፣ ኢሳ 53:8, 12፣ ዳን 9:26፣ 1ጴጥ 2:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 14-15

1 ቈረንቶስ 15:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:9፣ ማቴ 27:59, 60
  • +መዝ 16:10
  • +ዮና 1:17፣ ሉቃ 24:46
  • +ማቴ 28:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3

1 ቈረንቶስ 15:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ጴጥሮስ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:2፣ ሉቃ 24:33, 34
  • +ዮሃ 20:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

    1/4/2010፡ ገጽ 24-25

    1/7/1998፡ ገጽ 14-15

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 202

1 ቈረንቶስ 15:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 97

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2019፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2015፡ ገጽ 26

    1/7/1998፡ ገጽ 14-15

    1/10/1995፡ ገጽ 14

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 310

1 ቈረንቶስ 15:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 12:17
  • +ግብ 1:3, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2022፡ ገጽ 9፡ 10-12

    መስክር፡ ገጽ 112

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 4-5

    1/7/1998፡ ገጽ 14፡ 15-16

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 16

1 ቈረንቶስ 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:3-5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2022፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 3-5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2000፡ ገጽ 29

    1/7/1998፡ ገጽ 14፡ 15-16

1 ቈረንቶስ 15:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 8:3፣ ገላ 1:13

1 ቈረንቶስ 15:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2013፡ ገጽ 23-24

    1/8/2000፡ ገጽ 14

1 ቈረንቶስ 15:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:2፣ 17:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 14፡ 16-17

    15/8/1997፡ ገጽ 12

1 ቈረንቶስ 15:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

1 ቈረንቶስ 15:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

    15/8/1997፡ ገጽ 12

1 ቈረንቶስ 15:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:24፣ 4:10፣ 13:30, 31
  • +ግብ 3:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

1 ቈረንቶስ 15:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 4:25፣ እብ 7:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

    1/7/1998፡ ገጽ 16-17

1 ቈረንቶስ 15:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደቀሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:59፣ 1ቈረ 15:14፣ 1ጴጥ 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

    1/7/1998፡ ገጽ 16-17

1 ቈረንቶስ 15:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 4

    1/7/1998፡ ገጽ 16-17

1 ቈረንቶስ 15:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደቀሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 26:23፣ ቈሎ 1:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 7

    15/7/2007፡ ገጽ 26

    15/7/2000፡ ገጽ 13-14

    1/7/1998፡ ገጽ 17

    1/3/1998፡ ገጽ 13

1 ቈረንቶስ 15:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:17, 19
  • +ዮሃ 11:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 7

    1/7/1998፡ ገጽ 17

1 ቈረንቶስ 15:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 5:12
  • +ሮሜ 5:17፣ 6:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 105

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 5-6፡ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2017፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 7

    1/7/1998፡ ገጽ 17

1 ቈረንቶስ 15:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 1:5
  • +ማቴ 24:3፣ 1ተሰ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 6-7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2007፡ ገጽ 26

    15/7/2000፡ ገጽ 13-14

    1/7/1998፡ ገጽ 17፡ 22-24

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 172-173

1 ቈረንቶስ 15:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 2:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 229

    ራእይ፡ ገጽ 291፡ 300

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 189

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2000፡ ገጽ 20

    1/7/1998፡ ገጽ 21

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 182

1 ቈረንቶስ 15:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1, 2

1 ቈረንቶስ 15:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 20:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 7

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 12/2019፡ ገጽ 8

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 229

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2014፡ ገጽ 23-27

    15/9/2012፡ ገጽ 10-11

    1/7/1998፡ ገጽ 21-22

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 237

    ራእይ፡ ገጽ 291፡ 300

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 182

1 ቈረንቶስ 15:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:6፣ ኤፌ 1:22
  • +እብ 2:8
  • +1ጴጥ 3:22

1 ቈረንቶስ 15:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 3:23
  • +ዮሃ 14:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    4/2019፡ ገጽ 6

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 229

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2014፡ ገጽ 27

    15/9/2012፡ ገጽ 11-12

    1/12/2007፡ ገጽ 30

    1/7/1998፡ ገጽ 22

1 ቈረንቶስ 15:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    1/10/2003፡ ገጽ 29

    15/8/2000፡ ገጽ 30

    15/7/2000፡ ገጽ 17

    1/7/1998፡ ገጽ 17

1 ቈረንቶስ 15:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:36፣ 2ቈረ 11:23-27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 17

1 ቈረንቶስ 15:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 17-18

1 ቈረንቶስ 15:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብኣረኣእያ ሰብ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:8
  • +ኢሳ 22:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 163

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2013፡ ገጽ 3

    15/10/2007፡ ገጽ 3

    15/6/2002፡ ገጽ 26-28

    15/7/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 17-18

    1/11/1997፡ ገጽ 24-25

    15/8/1997፡ ገጽ 12

    1/11/1996፡ ገጽ 16

1 ቈረንቶስ 15:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስነ ምግባር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 13:20፣ 1ቈረ 5:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2023፡ ገጽ 17

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 48

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2019፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2015፡ ገጽ 25-26

    15/7/2012፡ ገጽ 15

    1/5/2007፡ ገጽ 15-16

    15/3/2006፡ ገጽ 23

    15/7/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 18

    1/11/1997፡ ገጽ 23-25

    15/7/1997፡ ገጽ 18

    1/2/1994፡ ገጽ 16

1 ቈረንቶስ 15:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 18

1 ቈረንቶስ 15:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 9-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 19

1 ቈረንቶስ 15:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 19-20

1 ቈረንቶስ 15:37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 19-20

1 ቈረንቶስ 15:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 19-20

1 ቈረንቶስ 15:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:3፣ ሉቃ 24:4
  • +እብ 2:6, 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 15:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 15:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:6, 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 18

    1/7/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 15:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 3:4
  • +ራእ 20:4

1 ቈረንቶስ 15:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:7
  • +ዮሃ 5:26፣ 1ጢሞ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 145

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2014፡ ገጽ 26

    15/3/2000፡ ገጽ 4

    መምህር፡ ገጽ 192-193

1 ቈረንቶስ 15:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:7
  • +ዮሃ 3:13

1 ቈረንቶስ 15:48

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:20, 21

1 ቈረንቶስ 15:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 5:3
  • +ሮሜ 8:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 15:50

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 11

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1504

1 ቈረንቶስ 15:51

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣይክንድቅስን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 17

    1/2/1995፡ ገጽ 32

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 173

1 ቈረንቶስ 15:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 17

    1/2/1995፡ ገጽ 32

1 ቈረንቶስ 15:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:6, 7
  • +2ቈረ 5:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2009፡ ገጽ 25

    1/7/1998፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 15:54

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 25:8፣ ራእ 20:6

1 ቈረንቶስ 15:55

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 13:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2005፡ ገጽ 29

    1/2/1995፡ ገጽ 19-20

1 ቈረንቶስ 15:56

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንሓጢኣት ሓይሊ ዚህቦ ኸኣ ሕጊ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:23
  • +ሮሜ 3:20፣ 7:12, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2005፡ ገጽ 29

    15/7/2000፡ ገጽ 19

1 ቈረንቶስ 15:57

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ ግብ 4:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1998፡ ገጽ 24

1 ቈረንቶስ 15:58

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 1:23፣ እብ 3:14፣ 2ጴጥ 3:17
  • +2ዜና 15:7፣ 1ቈረ 3:8፣ ራእ 14:13
  • +ሮሜ 12:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2017፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2003፡ ገጽ 22

    15/7/2000፡ ገጽ 19

    1/7/1998፡ ገጽ 24

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    6/2000፡ ገጽ 1

    1/1995፡ ገጽ 1

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 15:1ግብ 18:1, 11
1 ቈረ. 15:3መዝ 22:15፣ ኢሳ 53:8, 12፣ ዳን 9:26፣ 1ጴጥ 2:24
1 ቈረ. 15:4ኢሳ 53:9፣ ማቴ 27:59, 60
1 ቈረ. 15:4መዝ 16:10
1 ቈረ. 15:4ዮና 1:17፣ ሉቃ 24:46
1 ቈረ. 15:4ማቴ 28:7
1 ቈረ. 15:5ማቴ 10:2፣ ሉቃ 24:33, 34
1 ቈረ. 15:5ዮሃ 20:26
1 ቈረ. 15:6ማቴ 28:16, 17
1 ቈረ. 15:7ግብ 12:17
1 ቈረ. 15:7ግብ 1:3, 6
1 ቈረ. 15:8ግብ 9:3-5
1 ቈረ. 15:9ግብ 8:3፣ ገላ 1:13
1 ቈረ. 15:12ግብ 4:2፣ 17:31
1 ቈረ. 15:15ግብ 2:24፣ 4:10፣ 13:30, 31
1 ቈረ. 15:15ግብ 3:15
1 ቈረ. 15:17ሮሜ 4:25፣ እብ 7:25
1 ቈረ. 15:18ግብ 7:59፣ 1ቈረ 15:14፣ 1ጴጥ 1:3
1 ቈረ. 15:20ግብ 26:23፣ ቈሎ 1:18
1 ቈረ. 15:21ዘፍ 3:17, 19
1 ቈረ. 15:21ዮሃ 11:25
1 ቈረ. 15:22ሮሜ 5:12
1 ቈረ. 15:22ሮሜ 5:17፣ 6:23
1 ቈረ. 15:23ራእ 1:5
1 ቈረ. 15:23ማቴ 24:3፣ 1ተሰ 4:16
1 ቈረ. 15:24ዳን 2:44
1 ቈረ. 15:25መዝ 110:1, 2
1 ቈረ. 15:26ራእ 20:14
1 ቈረ. 15:27መዝ 8:6፣ ኤፌ 1:22
1 ቈረ. 15:27እብ 2:8
1 ቈረ. 15:271ጴጥ 3:22
1 ቈረ. 15:281ቈረ 3:23
1 ቈረ. 15:28ዮሃ 14:28
1 ቈረ. 15:29ሮሜ 6:4
1 ቈረ. 15:30ሮሜ 8:36፣ 2ቈረ 11:23-27
1 ቈረ. 15:322ቈረ 1:8
1 ቈረ. 15:32ኢሳ 22:13
1 ቈረ. 15:33ምሳ 13:20፣ 1ቈረ 5:6
1 ቈረ. 15:351ዮሃ 3:2
1 ቈረ. 15:40ማቴ 28:3፣ ሉቃ 24:4
1 ቈረ. 15:40እብ 2:6, 7
1 ቈረ. 15:41ዘፍ 1:16
1 ቈረ. 15:42ሮሜ 2:6, 7
1 ቈረ. 15:43ቈሎ 3:4
1 ቈረ. 15:43ራእ 20:4
1 ቈረ. 15:45ዘፍ 2:7
1 ቈረ. 15:45ዮሃ 5:26፣ 1ጢሞ 3:16
1 ቈረ. 15:47ዘፍ 2:7
1 ቈረ. 15:47ዮሃ 3:13
1 ቈረ. 15:48ፊል 3:20, 21
1 ቈረ. 15:49ዘፍ 5:3
1 ቈረ. 15:49ሮሜ 8:29
1 ቈረ. 15:511ተሰ 4:17
1 ቈረ. 15:521ተሰ 4:16
1 ቈረ. 15:53ሮሜ 2:6, 7
1 ቈረ. 15:532ቈረ 5:4
1 ቈረ. 15:54ኢሳ 25:8፣ ራእ 20:6
1 ቈረ. 15:55ሆሴ 13:14
1 ቈረ. 15:56ሮሜ 6:23
1 ቈረ. 15:56ሮሜ 3:20፣ 7:12, 13
1 ቈረ. 15:57ዮሃ 3:16፣ ግብ 4:12
1 ቈረ. 15:58ቈሎ 1:23፣ እብ 3:14፣ 2ጴጥ 3:17
1 ቈረ. 15:582ዜና 15:7፣ 1ቈረ 3:8፣ ራእ 14:13
1 ቈረ. 15:58ሮሜ 12:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 15:1-58

1 ቈረንቶስ

15 ኣሕዋተየ፡ ብዛዕባ እቲ ዘበሰርኩኹምን+ እተቐበልኩምዎን ቌምኩምሉ ዘለኹምን ብስራት አዘኻኽረኩም ኣለኹ። 2 ነቲ ዘበሰርኩኹም ኣጽኒዕኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹም እውን፡ ብእኡ ትድሕኑ ኣለኹም፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኸንቱ ኢኹም ኣሚንኩም።

3 እቲ እተቐበልክዎስ፡ ቅድሚ ዅሉ ኣመሓላሊፈልኩም እየ፣ ማለት ከምቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ዚብሎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞይቱ እዩ፣+ 4 ተቐቢሩ ኸኣ እዩ፣+ ከምቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ዚብሎ ድማ፡+ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ+ ተንሲኡ እዩ፣+ 5 ንኬፋ፡*+ ደሓር እውን ነቶም ዓሰርተው ክልተ ተራእይዎም።+ 6 ድሕሪኡ፡ ካብ 500 ንዚበዝሑ ኣሕዋት ብሓንሳእ ተራእይዎም፣+ መብዛሕትኦም ክሳዕ ሎሚ ኣለዉ፡ ገሊኣቶም ግና ሞይቶም* ኣለዉ። 7 ድሕሪኡ፡ ንያእቆብ፡+ ድሕሪኡ ኸኣ ንዅሎም ሃዋርያት ተራእይዎም።+ 8 ድሕሪ ዅላቶም ድማ ንዓይ፡+ ከም ንቝላዕ ተራእዩኒ።

9 ኣነስ ካብ ኵሎም ሃዋርያት ዝነኣስኩ እየ፣ ንጉባኤ ኣምላኽ ስለ ዝሰጐጕክዋ ኸኣ፡ ሃዋርያ ኽብሃል ብቑዕ ኣይኰንኩን።+ 10 ብጸጋ ኣምላኽ ግና ከምዚ ዀይነዮ ዘለኹ ዀይነ ኣለኹ። እቲ ንዓይ እተዋህበ ጸጋኡ ድማ ከንቱ ኣይኰነን፣ እኳ ደኣስ፡ ሓለፋ ዅላቶም ጽዒረ እየ፣ ግናኸ፡ እቲ ምሳይ ዘሎ ጸጋ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን። 11 እምበኣር፡ ኣነ ዀንኩ ንሳቶም፡ ከምዚ ጌርና ኢና እንሰብኽ፡ ከምዚ ጌርኩም ከኣ ኢኹም እትኣምኑ።

12 ክርስቶስ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአ ኻብ ዚስበኽ ደኣ፡+ ከመይ ኢሎም እዮም ገለ ኻባኻትኩም፡ ‘ትንሳኤ ምዉታት የልቦን’ ዚብሉ ዘለዉ፧ 13 ትንሳኤ ምዉታት ዘየልቦ እንተ ዀይኑስ፡ ክርስቶስ እውን ኣይተንስአን። 14 ክርስቶስ ዘይተንስአ እንተ ዀይኑ ድማ፡ ስብከትና ኸንቱ እዩ፣ እምነትኩም እውን ከንቱ እያ። 15 ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ኣምላኽ ነቲ ዘየተንስኦ ክርስቶስ ከም ዘተንስኦ ስለ ዝመስከርና፡+ ሓሰውቲ መሰኻኽር ኣምላኽ ኴንና ንርከብ ኢና።+ 16 ከመይሲ፡ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖም፡ ክርስቶስ እውን ኣይተንስአን። 17 ክርስቶስ ዘይተንስአ እንተ ዀይኑ ድማ፡ እምነትኩም ከንቱ እያ፣ ንስኻትኩም ገና ኣብ ሓጢኣትኩም ኣለኹም።+ 18 እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ኣልይዎም ዝሞቱ* እውን ጠፊኦም እዮም።+ 19 ኣብዛ ህይወት እዚኣ ጥራይ ብክርስቶስ ተስፋ እንተ ጌርና፡ ካብ ኵሉ ሰብ እነደንግጽ ምዀንና ኔርና።

20 ሕጂ ግና፡ ክርስቶስ በዅሪ እቶም ዝሞቱ* ዀይኑ፡ ካብ ምዉታት ተንሲኡ ኣሎ።+ 21 ከመይሲ፡ ከምቲ ሞት ብሓደ ሰብ ዝመጸ፡+ ትንሳኤ ምዉታት እውን ብሓደ ሰብ እዩ ዝመጸ።+ 22 ከምቲ ዅላቶም ብኣዳም ዝሞቱ፡+ ከምኡ ድማ ኵላቶም ብክርስቶስ ህያዋን ኪዀኑ እዮም።+ 23 ግናኸ፡ ነፍሲ ወከፍ በብመስርዑ እዩ፦ ክርስቶስ ከም በዅሪ፣+ ደሓር ከኣ እቶም ናይ ክርስቶስ ዘበሉ፡ ንሱ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን።+ 24 ቀጺሉ፡ ንዅሉ መንግስትን ንዅሉ ስልጣንን ሓይልን ምስ ሰዓረ፡ ነታ መንግስቲ ንኣምላኹን ንኣቦኡን ምስ ኣረከባ፡ መወዳእታ ይኸውን።+ 25 ምኽንያቱ፡ ኣምላኽ ንዅሎም ጸላእቲ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኽሳዕ ዚገብረሉ፡ ኪነግስ ይግብኦ እዩ።+ 26 እቲ ዚሰዓር ናይ መወዳእታ ጸላኢ እውን ሞት እዩ።+ 27 ከመይሲ፡ ኣምላኽ “ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኣግዚእዎ እዩ።”+ ‘ኵሉ ተገዚእዎ’ ኺብል ከሎ ግና፡+ እዚ ነቲ ዅሉ ዘግዝኦ ኸም ዘየጠቓልል ርዱእ እዩ።+ 28 ኵሉ ምስ ተገዝኦ ግና፡ ኣምላኽ ንዅሉ፡ ኵሉ ምእንቲ ኪኸውን፡+ ሽዑ እቲ ወዲ ባዕሉ ነቲ ዅሉ ዘግዘኦ ኺግዛእ እዩ።+

29 እንተ ዘይኰነስ፡ እቶም ምእንቲ ኺሞቱ ዚጥመቑ ደኣ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ፧+ ብሱሩ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ ስለምንታይ ደኣ ኸምኡ ኪዀኑ ኢሎም ዚጥመቑ፧ 30 ስለምንታይከ ዅሉ ግዜ ኣብ ሓደጋ እንኸውን፧+ 31 መዓልቲ መዓልቲ ምስ ሞት እጓነፍ እየ። ኣሕዋተየ፡ እዚ ድማ ከምቲ ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ብኣኻትኩም ዘሎኒ ፍስሃ፡ እተረጋገጸ እዩ። 32 ከም ካልኦት ሰባት* ኣብ ኤፌሶን ምስ ኣራዊት እንተ ገጠምኩ፡+ እንታይ ይጠቕመኒ፧ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ “ጽባሕ ክንመውት ኢና እሞ፡ ንብላዕን ንስተን።”+ 33 ኣይትታለሉ። ሕማቕ ዕርክነት ንጽቡቕ ልማድ* የበላሽዎ እዩ።+ 34 ገሊኦም ፍልጠት ኣምላኽ የብሎምን እሞ፡ ንጽድቂ ንቕሑ፡ ብሓጢኣት እውን ኣይትመላለሱ። ከሕፍረኩም ኢለ እየ እዚ ዝብል ዘለኹ።

35 ሓደ ግና፡ “ምዉታት ከመይ ኢሎም እዮም ዚትንስኡ፧ ብኸመይ ዝበለ ኣካልከ እዮም ዚመጹ፧” ይብል ይኸውን።+ 36 ኣታ ዓሻ፡ እቲ እትዘርኦ ኸይሞተ ህያው ኣይከውንን እዩ። 37 እቲ እትዘርኦ ድማ ናይ ስርናይ ወይ ናይ ካልእ ዓይነት ዘርኢ ጥራይ እምበር፡ እቲ ኣካል ዚኸውን ኣይኰንካን እትዘርእ፣ 38 ኣምላኽ ግና ከም ዝደለዮ ገይሩ እዩ ኣካል ዚህቦ፣ ንነፍሲ ወከፍ ዘርኢ እውን ኣኣካሉ ይህቦ። 39 ስጋ ሰብ በይኑ፡ ስጋ ኸብቲ በይኑ፡ ስጋ ኣዕዋፍ በይኑ፡ ስጋ ዓሳ እውን በይኑ እዩ እምበር፡ ኵሉ ስጋስ ሓደ ዓይነት ስጋ ኣይኰነን። 40 ሰማያውያን ኣካላት ድማ ኣለዉ፡+ ምድራውያን ኣካላት ከኣ ኣለዉ፣+ ግናኸ፡ ክብሪ እቶም ሰማያውያን ኣካላት በይኑ፡ ክብሪ እቶም ምድራውያን ኣካላት እውን በይኑ እዩ። 41 ክብሪ ጸሓይ በይኑ፡ ክብሪ ወርሒ በይኑ፡+ ክብሪ ኸዋኽብቲ እውን በይኑ እዩ፣ እኳ ደኣ፡ ብኽብርስ ኰዀብ ካብ ኰዀብ ይበልጽ እዩ።

42 ትንሳኤ ምዉታት እውን ከምኡ እዩ። ብዚሓልፍ ይዝራእ፡ ብዘይሓልፍ ይትንስእ።+ 43 ብውርደት ይዝራእ፡ ብኽብሪ ይትንስእ።+ ብድኻም ይዝራእ፡ ብሓይሊ ይትንስእ።+ 44 ስጋዊ ኣካል ይዝራእ፡ መንፈሳዊ ኣካል ይትንስእ። ስጋዊ ኣካል ካብ ዚህሉ፡ መንፈሳዊ ኣካል እውን ኣሎ። 45 ስለዚ፡ “እቲ ቐዳማይ ሰብ፡ ኣዳም፡ ህያው ፍጡር* ኰነ” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።+ እቲ ዳሕረዋይ ኣዳም፡ ህያው ዚገብር መንፈስ ኰይኑ እዩ።+ 46 ግናኸ፡ ቅድም እቲ ስጋዊ እዩ እምበር፡ እቲ መንፈሳዊ ኣይኰነን፣ ደሓር እቲ መንፈሳዊ እዩ። 47 እቲ ቐዳማይ ሰብ ካብ ምድሪ ዀይኑ፡ ካብ ሓመድ እተገብረ እዩ፣+ እቲ ኻልኣይ ሰብ ካብ ሰማይ እዩ።+ 48 ከምቲ ኻብ ሓመድ እተገብረ፡ እቶም ካብ ሓመድ እተገብሩ እውን ከምኡ እዮም፣ ከምቲ ሰማያዊ ድማ፡ እቶም ሰማያውያን እውን ከምኡ እዮም።+ 49 ከምቲ ምስሊ እቲ ኻብ ሓመድ እተገብረ ዝለበስና፡+ ምስሊ እቲ ሰማያዊ እውን ክንለብስ ኢና።+

50 ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኽ ኪወርስ ከም ዘይክእል፡ እቲ ሓላፊ ድማ ነቲ ዘይሓልፍ ኪወርስ ከም ዘይክእል፡ እዚ እብለኩም ኣለኹ። 51 እንሆ፡ ቅዱስ ምስጢር እነግረኩም ኣለኹ፦ ኵላትና ኽንልወጥ ኢና እምበር፡ ኵላትና ኣይክንመውትን* ኢና፣+ 52 እታ ናይ መወዳእታ መለኸት ኣብ እትንፍሓሉ እዋን፡ ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ ኽንልወጥ ኢና። እታ መለኸትሲ ኽትንፋሕ እያ፡+ ምዉታት ድማ ብዘይሓልፍ ኪትንስኡ እዮም፡ ንሕና እውን ክንልወጥ ኢና። 53  ከመይሲ፡ እዚ ሓላፊ ዘይሓልፍ ኪለብስ ይግብኦ እዩ፣+ እዚ መዋቲ ኸኣ ዘይመውት ኪለብስ ይግብኦ እዩ።+ 54 እዚ ሓላፊ ዘይሓልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲ እውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ኸምዚ ዚብል ጽሑፍ ኪፍጸም እዩ፦ “ሞት ንዘለኣለም ተዋሒጡ።”+ 55 “ኣታ ሞት፡ ዓወትካ ኣበይ ኣሎ፧ ኣታ ሞት፡ መንደፍካ ኣበይ ኣሎ፧”+ 56 መንደፍ ሞትሲ ሓጢኣት እዩ፣+ ሓይሊ ሓጢኣት ከኣ ሕጊ እዩ።*+ 57  ግናኸ፡ ነቲ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ዓወት ዝሃበና ኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ!+

58 ስለዚ፡ ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ ጽኑዓት፡+ ዘይትነቓነቑ ኹኑ፣ ጻዕርኹም ብጐይታ ኸንቱ ኸም ዘይኰነ ፈሊጥኩም ከኣ፡+ ኵሉ ሳዕ ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃሉኹም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ