ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 55
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ብናጻ ንምብላዕን ንምስታይን ዝቐረበ ዕድመ (1-5)

      • ንየሆዋን ነቲ ዜተኣማምን ቃሉን ድለዩ (6-13)

        • መገድታት ኣምላኽ ካብ መገድታት ሰብ ይልዕል (8, 9)

        • ቃል ኣምላኽ ብርግጽ ኬስልጥ እዩ (10, 11)

ኢሳይያስ 55:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 42:2፣ 63:1፣ ኣሞ 8:11፣ ማቴ 5:6
  • +ኢሳ 41:17
  • +ዮኤ 3:18፣ ራእ 21:6፣ 22:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2002፡ ገጽ 8

ኢሳይያስ 55:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጻዕሪ እተረኽበ ገንዘብኩም።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኹም ደስ ኪብላ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 25:6
  • +መዝ 36:7, 8፣ 63:5

ኢሳይያስ 55:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኹም ብህይወት ክትነብር እያ።”

  • *

    ወይ፡ “ዜተኣማምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 4:8
  • +2ሳሙ 7:8, 16፣ 23:5፣ መዝ 89:28, 29፣ ኤር 33:25, 26፣ ግብ 13:34
  • +ኢሳ 61:8

ኢሳይያስ 55:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 1:5፣ 3:14
  • +ዳን 9:25፣ ማቴ 23:10
  • +ዘፍ 49:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2007፡ ገጽ 27

ኢሳይያስ 55:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 8:23
  • +ኢሳ 49:3፣ 60:9

ኢሳይያስ 55:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:9
  • +መዝ 145:18፣ ያእ 4:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 57

ኢሳይያስ 55:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብናጻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 18:21፣ ግብ 3:19
  • +ዘሁ 14:18፣ መዝ 103:12, 13፣ ኢሳ 43:25
  • +ዘጸ 34:6፣ 2ዜና 33:12, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 57

ኢሳይያስ 55:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:5

ኢሳይያስ 55:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 103:11

ኢሳይያስ 55:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2008፡ ገጽ 27

ኢሳይያስ 55:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፍቓደይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 23:19፣ ኢሳ 46:11
  • +መዝ 135:6፣ ኢሳ 46:10
  • +እያ 23:14፣ ኢሳ 45:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 284

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2006፡ ገጽ 6

    1/6/2006፡ ገጽ 22-23

ኢሳይያስ 55:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:10
  • +ኢሳ 54:13፣ 66:12
  • +ኢሳ 42:11
  • +ኢሳ 44:23

ኢሳይያስ 55:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:19፣ 60:13
  • +ኤር 33:9

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 55:1መዝ 42:2፣ 63:1፣ ኣሞ 8:11፣ ማቴ 5:6
ኢሳ. 55:1ኢሳ 41:17
ኢሳ. 55:1ዮኤ 3:18፣ ራእ 21:6፣ 22:17
ኢሳ. 55:2ኢሳ 25:6
ኢሳ. 55:2መዝ 36:7, 8፣ 63:5
ኢሳ. 55:3ያእ 4:8
ኢሳ. 55:32ሳሙ 7:8, 16፣ 23:5፣ መዝ 89:28, 29፣ ኤር 33:25, 26፣ ግብ 13:34
ኢሳ. 55:3ኢሳ 61:8
ኢሳ. 55:4ራእ 1:5፣ 3:14
ኢሳ. 55:4ዳን 9:25፣ ማቴ 23:10
ኢሳ. 55:4ዘፍ 49:10
ኢሳ. 55:5ዘካ 8:23
ኢሳ. 55:5ኢሳ 49:3፣ 60:9
ኢሳ. 55:61ዜና 28:9
ኢሳ. 55:6መዝ 145:18፣ ያእ 4:8
ኢሳ. 55:7ህዝ 18:21፣ ግብ 3:19
ኢሳ. 55:7ዘሁ 14:18፣ መዝ 103:12, 13፣ ኢሳ 43:25
ኢሳ. 55:7ዘጸ 34:6፣ 2ዜና 33:12, 13
ኢሳ. 55:8መዝ 40:5
ኢሳ. 55:9መዝ 103:11
ኢሳ. 55:11ዘሁ 23:19፣ ኢሳ 46:11
ኢሳ. 55:11መዝ 135:6፣ ኢሳ 46:10
ኢሳ. 55:11እያ 23:14፣ ኢሳ 45:23
ኢሳ. 55:12ኢሳ 35:10
ኢሳ. 55:12ኢሳ 54:13፣ 66:12
ኢሳ. 55:12ኢሳ 42:11
ኢሳ. 55:12ኢሳ 44:23
ኢሳ. 55:13ኢሳ 41:19፣ 60:13
ኢሳ. 55:13ኤር 33:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 55:1-13

ኢሳይያስ

55 ኣቱም ጽሙኣት ኵላትኩም፡+ ናብ ማይ ንዑ!+

ኣቱም ገንዘብ ዘይብልኩም፡ ንዑ ዓዲግኩም ብልዑ!

እወ፡ ንዑ ብዘይ ገንዘብን ብዘይ ክፍሊትን ወይንን ጸባን ዓድጉ።+

 2 እንጌራ ንዘይኰነ ስለምንታይ ገንዘብኩም እትኸፍሉ፧

ንዘየጽግብከ ስለምንታይ ኣታዊኹም* እተውጽኡ፧

ተጠንቂቕኩም ስምዑኒ፡ ጽቡቕ ዘበለ ድማ ብልዑ፣+

ናይ ሓቂ መዓዛታት ብዘለዎ ኸኣ ደስ ኪብለኩም እዩ።*+

 3 እዝንኹም ኣድንኑ እሞ ናባይ ንዑ።+

ስምዑ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም፣*

ኣነ ኸኣ ምስቲ እሙን* ዝዀነ ንዳዊት ብተኣማንነት ዘርኣኽዎ ፍቕሪ ብምስምማዕ፡+

ምሳኻትኩም ናይ ዘለኣለም ኪዳን ክኣቱ እየ።+

 4 እንሆ፡ ንኣህዛብ ምስክር፡+

ንኣህዛብ መራሕን+ ኣዛዝን+ ገይረዮ እየ።

 5 እንሆ፡ ንዘይትፈልጦ ህዝቢ ኽትጽውዕ ኢኻ፣

ምእንቲ የሆዋ ኣምላኽካ፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ፡

—ንሱ ኬኽብረካ እዩ እሞ፡+—

ዘይፈልጠካ ህዝቢ ናባኻ ኺጐዪ እዩ።

 6 ንየሆዋ በቲ ዚርከበሉ ግዜ ድለይዎ።+

ቀረባ ኸሎ እውን ጸውዕዎ።+

 7 እኩይ መገዱ፡

ክፉእ ከኣ ሓሳቡ ይሕደግ፣+

ንሱ ብዙሕ* ይቕረ ይብል እዩ እሞ፡+

ናብቲ ዚምሕሮ የሆዋ፡ ናብ ኣምላኽና ይመለስ።+

 8 “ሓሳባተይሲ ሓሳባትኩም ኣይኰነን፣+

መገድታትኩም ድማ መገድታተይ ኣይኰነን” ይብል የሆዋ።

 9 “ከምቲ ሰማያት ካብ ምድሪ ዚልዕልሲ፡

መገድታተይ ካብ መገድታትኩም፡

ሓሳባተይ ከኣ ካብ ሓሳባትኩም ይልዕል።+

10 ከምቲ ዝናምን ውርጭን ካብ ሰማይ ዚወርድ፡

ንምድሪ ኸየጽገባ፡ ከም እተፍርን እተብቍልን ድማ ከይገበራ፡

ንዘራኢ ዘርኢ ኸይሃበ፡ ንበላዒ ኸኣ እንጌራ ኸይሃበ ናብኡ ዘይምለስ፡

11 እቲ ኻብ ኣፈይ ዚወጽእ ቃል እውን ከምኡ ኪኸውን እዩ።+

ደስ ዝበለኒ* ብርግጽ ኪዓምም፡+

ኣብቲ ዝልእኮ ድማ ብርግጽ ኬስልጥ እዩ እምበር፡

ብዘይ ፍረ ኣይኪምለስን እዩ።+

12 ብሓጐስሲ ኽትወጹ፡+

ብሰላም ከኣ ክትምለሱ ኢኹም።+

ኣኽራንን ኵርባታትን ኣብ ቅድሜኹም ብእልልታ ኺሕጐሱ እዮም፣+

ኣእዋም መሮር እውን ብኣእዳዎም ኬጣቕዑልኩም እዮም።+

13 ኣብ ክንዲ ኣሻዅ ቈጥቋጥ፡ ኦም ጽሕዲ* ኺዓቢ፡+

ኣብ ክንዲ ኣምዐ ድማ፡ ኦም ኣደስ ኪዓቢ እዩ።

እዚ ኸኣ ንየሆዋ ስምን

ዘይጠፍእ ናይ ዘለኣለም ምልክትን ኬምጽኣሉ እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ