ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 36
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ዘርኢ ኤሳው (1-30)

      • ነገስታትን ሹማምንትን ኤዶም (31-43)

ዘፍጥረት 36:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:30፣ ህዝ 25:12, 13፣ ሮሜ 9:13

ዘፍጥረት 36:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:10
  • +ዘፍ 26:34
  • +ዘፍ 36:18

ዘፍጥረት 36:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:17
  • +ዘፍ 25:13፣ 28:9

ዘፍጥረት 36:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:35

ዘፍጥረት 36:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 33:9
  • +ዘፍ 27:39፣ 32:3

ዘፍጥረት 36:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እታ ስደተኛታት ኰይኖም ዚቕመጡላ ዝነበሩ ምድሪ።”

ዘፍጥረት 36:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:6፣ ዘዳ 2:5
  • +ዘፍ 25:30

ዘፍጥረት 36:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:12

ዘፍጥረት 36:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:35

ዘፍጥረት 36:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:34
  • +ዘፍ 36:40, 42፣ 1ዜና 1:36

ዘፍጥረት 36:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:8፣ ዘሁ 13:29፣ 24:20፣ ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:8፣ 30:1

ዘፍጥረት 36:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 26:34

ዘፍጥረት 36:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሸኻት።” ሸኽ፡ ሹም ነገድ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:15
  • +1ዜና 1:53, 54

ዘፍጥረት 36:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:36

ዘፍጥረት 36:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:23፣ 1ነገ 9:26

ዘፍጥረት 36:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:30፣ 32:3

ዘፍጥረት 36:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 14:6፣ ዘዳ 2:12, 22
  • +1ዜና 1:40

ዘፍጥረት 36:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:38

ዘፍጥረት 36:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:39

ዘፍጥረት 36:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:2

ዘፍጥረት 36:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:41

ዘፍጥረት 36:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:42

ዘፍጥረት 36:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:38

ዘፍጥረት 36:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ እስራኤል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 20:14
  • +ዘዳ 17:14, 15፣ 1ሳሙ 10:19፣ 1ዜና 1:43-50

ዘፍጥረት 36:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መሮር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:1, 2፣ ዘጸ 2:15፣ ዘሁ 31:2

ዘፍጥረት 36:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:51-54

ዘፍጥረት 36:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:5
  • +ዘፍ 25:30፣ 36:8

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 36:1ዘፍ 25:30፣ ህዝ 25:12, 13፣ ሮሜ 9:13
ዘፍ. 36:2ዘፍ 36:10
ዘፍ. 36:2ዘፍ 26:34
ዘፍ. 36:2ዘፍ 36:18
ዘፍ. 36:3ዘፍ 36:17
ዘፍ. 36:3ዘፍ 25:13፣ 28:9
ዘፍ. 36:51ዜና 1:35
ዘፍ. 36:6ዘፍ 33:9
ዘፍ. 36:6ዘፍ 27:39፣ 32:3
ዘፍ. 36:8ዘፍ 14:6፣ ዘዳ 2:5
ዘፍ. 36:8ዘፍ 25:30
ዘፍ. 36:9ዘዳ 2:12
ዘፍ. 36:101ዜና 1:35
ዘፍ. 36:11ዘፍ 36:34
ዘፍ. 36:11ዘፍ 36:40, 42፣ 1ዜና 1:36
ዘፍ. 36:12ዘጸ 17:8፣ ዘሁ 13:29፣ 24:20፣ ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:8፣ 30:1
ዘፍ. 36:13ዘፍ 26:34
ዘፍ. 36:15ዘጸ 15:15
ዘፍ. 36:151ዜና 1:53, 54
ዘፍ. 36:161ዜና 1:36
ዘፍ. 36:17ዘሁ 20:23፣ 1ነገ 9:26
ዘፍ. 36:19ዘፍ 25:30፣ 32:3
ዘፍ. 36:20ዘፍ 14:6፣ ዘዳ 2:12, 22
ዘፍ. 36:201ዜና 1:40
ዘፍ. 36:211ዜና 1:38
ዘፍ. 36:221ዜና 1:39
ዘፍ. 36:24ዘፍ 36:2
ዘፍ. 36:261ዜና 1:41
ዘፍ. 36:281ዜና 1:42
ዘፍ. 36:301ዜና 1:38
ዘፍ. 36:31ዘሁ 20:14
ዘፍ. 36:31ዘዳ 17:14, 15፣ 1ሳሙ 10:19፣ 1ዜና 1:43-50
ዘፍ. 36:35ዘፍ 25:1, 2፣ ዘጸ 2:15፣ ዘሁ 31:2
ዘፍ. 36:401ዜና 1:51-54
ዘፍ. 36:43ዘዳ 2:5
ዘፍ. 36:43ዘፍ 25:30፣ 36:8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 36:1-43

ዘፍጥረት

36 ታሪኽ ኤሳው፡ ንሱ ድማ ኤዶም፡+ እዚ እዩ።

2 ኤሳው ካብ ኣዋልድ ከነኣን ኣንስቲ ኣእተወ፦ ዓዳ+ ጓል ኤሎን እቲ ሔታውን+ ኦሆሊባማ+ ጓል ዓና ጓል ወዱ ንጺብዖን እቲ ሔታውን 3 ባስማት+ ጓል እስማኤል ሓብቲ ነባዮትን።+

4 ዓዳ ኸኣ ንኤሳው፡ ኤሊፋዝ ወለደትሉ፣ ባስማት ድማ ንረዑኤል ወለደት።

5 ኦሆሊባማ ኸኣ ንየዑሽን ንያዕላምን ንቆራሕን ወለደት።+

እዚኣቶም ኣብ ምድሪ ከነኣን እተወልዱሉ ደቂ ኤሳው እዮም። 6 ድሕርዚ፡ ኤሳው ኣንስቱን ኣወዳቱን ኣዋልዱን ኵለን ኣባላት* ቤተ ሰቡን መጓሰኡን ኵሉ ዝተረፈ እንስሳኡን ኣብ ምድሪ ከነኣን ዘጥረዮ ዅሉ ሃብቱን ወሰደ፡+ ካብ ሓዉ ያእቆብ ርሒቑ ኸኣ ናብ ካልእ ምድሪ ኸደ።+ 7 ከመይሲ፡ ብሓደ ኸይቅመጡ እቲ ጥሪቶም ኣመና በዚሑ ነበረ እሞ፡ ብምኽንያት መጓሰኦም እታ ዚቕመጡላ ዝነበሩ ምድሪ* ኽትጾሮም ኣይከኣለትን። 8 ስለዚ፡ ኤሳው ኣብ ኣኽራን ሰዒር ተቐመጠ።+ ኤሳው፡ ኤዶም እዩ።+

9 ታሪኽ ኤሳው ኣቦ ኤዶማውያን ኣብ ኣኽራን ሰዒር እዚ እዩ።+

10 ስማት ደቂ ኤሳው እዚ እዩ፦ ኤሊፋዝ ወዲ ዓዳ ሰበይቲ ኤሳው፣ ረዑኤል ወዲ ባስማት ሰበይቲ ኤሳው።+

11 ደቂ ኤሊፋዝ ከኣ፡ ቴማንን+ ኦማርን ጼፎን ጋዕታምን ቄናዝን እዮም።+ 12 ቲምናዕ ድማ ሰበይቲ ወሰኑ ንኤሊፋዝ ወዲ ኤሳው ኰነት። ንሳ ኸኣ ንኤሊፋዝ፡ ኣማሌቅ ወለደትሉ።+ እዚኣቶም ደቂ ዓዳ ሰበይቲ ኤሳው እዮም።

13 ደቂ ረዑኤል እዚኣቶም እዮም፦ ናሓትን ዜራሕን ሻማን ሚዛን። እዚኣቶም ደቂ ባስማት+ ሰበይቲ ኤሳው እዮም።

14 ደቂ ኦሆሊባማ ጓል ዓና ጓል ወዱ ንጺብዖን ሰበይቲ ኤሳው፡ ንኤሳው ዝወለደትሉ እዚኣቶም እዮም፦ የዑሽን ያዕላምን ቆራሕን።

15 ሹማምንቲ* ደቂ ኤሳው እዚኣቶም እዮም፦+ ደቂ ኤሊፋዝ በዅሪ ኤሳው፦ ሹም ቴማን፡ ሹም ኦማር፡ ሹም ጼፎ፡ ሹም ቄናዝ፡+ 16 ሹም ቆራሕ፡ ሹም ጋዕታም፡ ሹም ኣማሌቅ። እዚኣቶም ሹማምንቲ ኤሊፋዝ+ ኣብ ምድሪ ኤዶም እዮም። እዚኣቶም ደቂ ዓዳ እዮም።

17 ደቂ ረዑኤል ወዲ ኤሳው እዚኣቶም እዮም፦ ሹም ናሓት፡ ሹም ዜራሕ፡ ሹም ሻማ፡ ሹም ሚዛ። እዚኣቶም ሹማምንቲ ረዑኤል ኣብ ምድሪ ኤዶም+ እዮም። እዚኣቶም ደቂ ባስማት ሰበይቲ ኤሳው እዮም።

18 ደቂ ኦሆሊባማ ሰበይቲ ኤሳው ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ሹም የዑሽ፡ ሹም ያዕላም፡ ሹም ቆራሕ። እዚኣቶም ሹማምንቲ ኦሆሊባማ ጓል ዓና ሰበይቲ ኤሳው እዮም።

19 እዚኣቶም ደቂ ኤሳው እዮም፣ እዚኣቶም ከኣ ሹማምንቶም እዮም። ንሱ ኤዶም እዩ።+

20 ደቂ ሰዒር እቲ ሖራዊ፡ ነበርቲ እታ ምድሪ እቲኣ እዚኣቶም እዮም፦+ ሎጣንን ሾባልን ጺብዖንን ዓናን+ 21 ዲሾንን ኤጸርን ዲሻንን።+ እዚኣቶም ሹማምንቲ ሖራውያን ደቂ ሰዒር ኣብ ምድሪ ኤዶም እዮም።

22 ደቂ ሎጣን ከኣ ሖሪን ሄማምን እዮም፣ ሓብቲ ሎጣን ድማ ቲምናዕ እያ።+

23 ደቂ ሾባል እዚኣቶም እዮም፦ ዓልዋንን ማናሓትን ዔባልን ሸፎን ኦናምን።

24 ደቂ ጺብዖን እዚኣቶም እዮም፦+ ኣያን ዓናን። እዚ ዓና እዚ፡ ኣእዱግ ኣቦኡ ጺብዖን ኣብ በረኻ ኺጓሲ ኸሎ፡ ዓይንታት ማይ ውዑይ ዝረኸበ እዩ።

25 ደቂ ዓና እዚኣቶም እዮም፦ ዲሾንን ኦሆሊባማ ጓል ዓናን።

26 ደቂ ዲሾን እዚኣቶም እዮም፦ ሔምዳንን ኤሽባንን ዪትራንን ከራንን።+

27 ደቂ ኤጸር እዚኣቶም እዮም፦ ቢልሃንን ዛዕዋንን ዓቃንን።

28 ደቂ ዲሻን እዚኣቶም እዮም፦ ዑጽን ኣራንን።+

29 ሹማምንቲ ሖራውያን እዚኣቶም እዮም፦ ሹም ሎጣን፡ ሹም ሾባል፡ ሹም ጺብዖን፡ ሹም ዓና፡ 30 ሹም ዲሾን፡ ሹም ኤጸር፡ ሹም ዲሻን።+ እዚኣቶም ሹማምንቲ ሖራውያን በብሹማምንቶም ኣብ ምድሪ ሰዒር እዮም።

31 ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን* ንጉስ ከይነገሰ ኸሎ፡+ ኣብ ምድሪ ኤዶም ዝነገሱ ነገስታት እዚኣቶም እዮም።+ 32 ቤላዕ ወዲ ቤዖር ኣብ ኤዶም ነገሰ፣ ስም ከተማኡ ኸኣ ዲንሃባ ነበረ። 33 ቤላዕ ምስ ሞተ፡ ዮባብ ወዲ ዜራሕ ካብ ቦጽራ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 34 ዮባብ ምስ ሞተ፡ ሑሻም ካብ ምድሪ ቴማናውያን ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 35 ሑሻም ምስ ሞተ፡ እቲ ንሚድያናውያን+ ኣብ ምድሪ* ሞኣብ ዝሰዓረ ሃዳድ ወዲ በዳድ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ፣ ስም ከተማኡ ድማ ዓዊት ነበረ። 36 ሃዳድ ምስ ሞተ፡ ሳምላ ኻብ ማስሬቃ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 37 ሳምላ ምስ ሞተ፡ ሻኡል ካብታ ኣብ ጥቓ ፈለግ ዘላ ረሖቦት ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 38 ሻኡል ምስ ሞተ፡ በዓል-ሓናን ወዲ ዓኽቦር ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 39 በዓል-ሓናን ወዲ ዓኽቦር ምስ ሞተ፡ ሃዳር ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። ስም ከተማኡ ኸኣ ጳዑ ነበረ፣ ስም ሰበይቱ ድማ ሜሄጣብኤል እዩ፣ ንሳ ጓል ማጥሬድ ጓል ሜዛሃብ እያ።

40 ስማት ሹማምንቲ ኤሳው ከከም ዓሌቶም፡ ከከም ቦታኦም፡ በብስማቶም እዚ እዩ፦ ሹም ቲምናዕ፡ ሹም ዓልዋ፡ ሹም የቴት፡+ 41 ሹም ኦሆሊባማ፡ ሹም ኤላህ፡ ሹም ጲኖን፡ 42 ሹም ቄናዝ፡ ሹም ቴማን፡ ሹም ሚብጻር፡ 43 ሹም ማግዲኤል፡ ሹም ዒራም። እዚኣቶም ከከም ሰፈሮም ኣብ ምድሪ ርስቶም ዘለዉ ሹማምንቲ ኤዶም እዮም።+ እዚ ኤሳው ኣቦ ኤዶም እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ