ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ደቂ ዳዊት (1-9)

      • ሓረግ መንግስቲ ዳዊት (10-24)

1 ዜና መዋእል 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 3:2-5
  • +1ሳሙ 25:43
  • +2ሳሙ 13:32
  • +1ሳሙ 25:2, 39

1 ዜና መዋእል 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 13:28, 37፣ 15:10፣ 18:14
  • +1ነገ 1:5, 11፣ 2:24

1 ዜና መዋእል 3:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:5

1 ዜና መዋእል 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:13-16፣ 1ዜና 14:3-7
  • +ሉቃ 3:23, 31
  • +ማቴ 1:7
  • +2ሳሙ 11:3, 27

1 ዜና መዋእል 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 13:1

1 ዜና መዋእል 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 11:43
  • +2ዜና 13:1
  • +2ዜና 14:1
  • +2ዜና 20:31

1 ዜና መዋእል 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 21:5
  • +2ዜና 22:2
  • +2ዜና 24:1

1 ዜና መዋእል 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 25:1
  • +2ነገ 14:21
  • +2ዜና 27:1

1 ዜና መዋእል 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 28:1
  • +2ዜና 29:1
  • +2ነገ 21:1

1 ዜና መዋእል 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 21:19
  • +2ነገ 22:1

1 ዜና መዋእል 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 23:34፣ 2ዜና 36:5
  • +2ነገ 24:17፣ 2ዜና 36:11

1 ዜና መዋእል 3:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 24:6, 8፣ 25:27፣ ኣስ 2:6

1 ዜና መዋእል 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 3:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 5:2፣ ማቴ 1:12፣ ሉቃ 3:23, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 3:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

ሓፈሻዊ

1 ዜና 3:12ሳሙ 3:2-5
1 ዜና 3:11ሳሙ 25:43
1 ዜና 3:12ሳሙ 13:32
1 ዜና 3:11ሳሙ 25:2, 39
1 ዜና 3:22ሳሙ 13:28, 37፣ 15:10፣ 18:14
1 ዜና 3:21ነገ 1:5, 11፣ 2:24
1 ዜና 3:42ሳሙ 5:5
1 ዜና 3:52ሳሙ 5:13-16፣ 1ዜና 14:3-7
1 ዜና 3:5ሉቃ 3:23, 31
1 ዜና 3:5ማቴ 1:7
1 ዜና 3:52ሳሙ 11:3, 27
1 ዜና 3:92ሳሙ 13:1
1 ዜና 3:101ነገ 11:43
1 ዜና 3:102ዜና 13:1
1 ዜና 3:102ዜና 14:1
1 ዜና 3:102ዜና 20:31
1 ዜና 3:112ዜና 21:5
1 ዜና 3:112ዜና 22:2
1 ዜና 3:112ዜና 24:1
1 ዜና 3:122ዜና 25:1
1 ዜና 3:122ነገ 14:21
1 ዜና 3:122ዜና 27:1
1 ዜና 3:132ዜና 28:1
1 ዜና 3:132ዜና 29:1
1 ዜና 3:132ነገ 21:1
1 ዜና 3:142ነገ 21:19
1 ዜና 3:142ነገ 22:1
1 ዜና 3:152ነገ 23:34፣ 2ዜና 36:5
1 ዜና 3:152ነገ 24:17፣ 2ዜና 36:11
1 ዜና 3:162ነገ 24:6, 8፣ 25:27፣ ኣስ 2:6
1 ዜና 3:19እዝ 5:2፣ ማቴ 1:12፣ ሉቃ 3:23, 27
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 3:1-24

1 ዜና መዋእል

3 እቶም ንዳዊት ኣብ ኬብሮን እተወልዱሉ ኣወዳት፡ እዚኣቶም እዮም፦+ በዅሪ፡ ካብ ኣሒኖዓም+ ብዓልቲ ይዝርኤል እተወልደ ኣምኖን፣+ ካልኣይ፡ ካብ ኣቢጋይል+ እታ ቀርሜሎሳዊት እተወልደ ዳንኤል፣ 2 ሳልሳይ፡ ኣቤሴሎም+ ወዲ ማዓካ ጓል ታልማይ ንጉስ ጌሹር፣ ራብዓይ፡ ኣዶንያ+ ወዲ ሓጊት፣ 3 ሓምሻይ፡ ካብ ኣቢጣል እተወልደ ሸፋጥያ፣ ሻድሻይ፡ ካብ ዔግላ ሰበይቲ ዳዊት እተወልደ ዪትርዓም። 4 ሽዱሽቲኦም ኣብ ኬብሮን ተወልዱሉ፣ ኣብኣ ኸኣ 7 ዓመትን 6 ወርሕን ነገሰ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 33 ዓመት ነገሰ።+

5 እቶም ኣብ የሩሳሌም እተወልዱሉ እዚኣቶም እዮም፦+ ሺምዓን ሾባብን ናታንን+ ሰሎሞንን+ እዮም፣ ኣደ ኣርባዕቲኦም ከኣ ባትሴባ+ ጓል ዓሚኤል እያ። 6 እቶም ትሽዓተ ኻልኦት ድማ፡ ይብሓርን ኤሊሻማዕን ኤሊፈለጥን 7 ኖጋን ነፈግን ያፊዓን 8 ኤሊሻማዕን ኤልያዳዕን ኤሊፈለጥን። 9 እዚኣቶም ኵላቶም፡ ብዘይ እቶም ደቂ ኣንስቲ ወሰን፡ ደቂ ዳዊት እዮም፣ ታማር+ ከኣ ሓብቶም እያ።

10 ወዲ ሰሎሞን፡ ሮብዓም+ እዩ፣ ኣብያ+ ወዱ፡ ኣሳ+ ወዱ፡ ዮሳፋጥ+ ወዱ፡ 11 ዮራም+ ወዱ፡ ኣሓዝያ+ ወዱ፡ ዮኣስ+ ወዱ፡ 12 ኣማስያ+ ወዱ፡ ዓዛርያ+ ወዱ፡ ዮታም+ ወዱ፡ 13 ኣሓዝ+ ወዱ፡ ህዝቅያስ+ ወዱ፡ ምናሴ+ ወዱ፡ 14 ኣሞን+ ወዱ፡ ዮስያስ+ ወዱ። 15 ደቂ ዮስያስ፡ በዅሪ ዮሓናን፡ ካልኣይ ዮያቂም፡+ ሳልሳይ ጼዴቅያስ፡+ ራብዓይ ሻሉም እዮም። 16 ደቂ ዮያቂም፡ የኮንያ+ ወዱን ጼዴቅያስ ወዱን እዮም። 17 ደቂ የኮንያ እቲ እሱር፡ ሸኣልቲኤልን 18 ማልኪራምን ጰዳያን ሸንኣጻርን የቃምያን ሆሻማዕን ነዳብያን እዮም። 19 ደቂ ጰዳያ፡ ዘሩባቤልን+ ሺምዒን እዮም፣ ደቂ ዘሩባቤል፡ መሹላምን ሓናንያን እዮም፡ (ሸሎሚት ከኣ ሓብቶም እያ)፣ 20 እቶም ሓሙሽተ ኻልኦት ድማ፡ ሓሹባን ኦሄልን በረክያን ሓሳድያን ዩሻብ-ሔሰድን እዮም። 21 ደቂ ሓናንያ ኸኣ፡ ጰላጥያን የሻዕያን እዮም፣ ወዲ* የሻዕያ፡ ረፋያ እዩ፣ ወዲ* ረፋያ፡ ኣርናን እዩ፣ ወዲ* ኣርናን፡ ኦብድያ እዩ፣ ወዲ* ኦብድያ፡ ሸካንያ እዩ፣ 22 ደቂ ሸካንያ ድማ፡ ሸማዕያ፡ ደቂ ሸማዕያ ኸኣ፡ ሓጡሽን ይግኣልን ባርያሕን ነዓርያን ሻፋጥን፡ ኵሉ ዅሎም ሽዱሽተ እዮም። 23 ደቂ ነዓርያ፡ ኤልዮዔናይን ሕዝቅያን ዓዝሪቃምን፡ ሰለስተ እዮም። 24 ደቂ ኤልዮዔናይ፡ ሆዳውያን ኤልያሺብን ጰላያን ዓቁብን ዮሓናንን ደላያን ዓናኒን፡ ሸውዓተ እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ